እንታይ ከም ኣትደልዩ ምስማዕን ፣ ኣብ ምርካብ ስራሕ ምሕጋዝን
ምስ ለ ፐርማነነስ les permanences ደ ዮነ ኣብ ፈረንሳ YOON France

እንታይ ከም ኣትደልዩ ምስማዕን ፣ ኣብ ምርካብ ስራሕ ምሕጋዝን

ምስ 
ለ ፐርማነነስ les permanences ደ ዮነ ኣብ ፈረንሳ YOON France

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ28 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ፈለማ ብዘይ ቆጸራ ብምምጻእ ተኣንገዱ፣ ብዙሓ ት መዓልታት ኣብ ወርሒ (ናይ ስራሕ ሰዓታትና ኣብቲ "comment je m'engage" ዝብል ተወከሱ).

ተቐቢልና ብ ፍሽኽታ ብምስትእንጋን፣ ብዛዕባ ኣብ ፈረንሳ ዘሎ ናይ ስራሕ ኩነታት ክንገልጸልኩምን ኢና።

ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት:

- ሜላታት ኣደላልያ ስራሕ

- ኣገዳስቲ ኮዳት ስራሕ ኣብ ፈረንሳ

- ኣብ ዙርያ ሞያታት ዘሎ ተኽእሎታት

- ክእለትኩም ኣብ ዋሃ ንምውዓል ዘኽእሉ ሜላታት

- ናይ ቤት ጽፈት ወረቓቕቲ ኣብ ምስላጥ ፣ ንሕግዘኩም

ንመን ኢዩ ፧

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓገዝ ብዛዕባ ኣጸሓሕፋ CV ንምርካብ

ኣተሃናንጻ CVክእለትኩም ኣብ ተግባር ዘርኢ ?

ኣብ ፈረንሳ ዘለዉ ናይ ስራሕ ኮዳት ? ክትርድእዎም ትደልዩ

ኣጸሓሕፋ ናይ lettre de motivation ማለት ናይ ተበግሶ ደብዳቤታት ምጽሓፍፍ ምርኣይ።

ደብዳቤ ናይ ተበግሶ ብኸመይ ነዳልዎ

ብኸመይ ናይ ኮዳት ፈረንሳ፣ ፣ ኣብ ተግባር ነውዕሎም ?

ብኸመይ ኣብ ሓደ ትካል ናይ ስራሕ ኮንትራት ትረክብ

ኣየኖት እዮም ኣገደስቲን ጠቐምቲን ባእታታት ኣብ ምድላይ ስራሕ ኣብፈረንሳ ?

ዝምእምኣኩም ስራሕ ብኸመይ ትረኽቡ ?

ንኽእለትኩም ኣብ ግብሪ ኣውዕሉ

ንኽእለትኩምም ናብ ሞያ ናይ ምቕያት ሓሳብ ኣለኩም ዶ ? ብ ኣትመልክዎ ሞያ ? ኣብ CV ከተእትውዋ ትደልዩ ? ኣብ እዋን ናይ ስራሕ ምድላይ እዋን ?

ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ዕንቕፋታት ናይ ስራሕ ምዝታይ ።

ንወሃብቲ ስራሕ ወይ ናይ ስራሕ ልምምድ ንምግባር ዕድል ዝህብኹም ትካላት ክትጽሕፍሎም ትደልዩ ዶ (ዕላማ,ደረጃታት ወዘተ) ?

ብቐጻሊ ብቑዓትን ን ስራሕ ድሉዋትን ንምዃን ክትገብርዎ ዘለኩም ነገራት ?

ን ናይ ስራሕ ምድላይ ጉዕዞኹም እታይ ይዕንቅፈትኩም ከም ዘሎ ንምፍላጥ ትደልዩ ዶ ?

ንነዊሕ እዋን ነሳሊን ሕግዝን

ኣኣብ ዓውደ ስራሕ ክትዕወቱ ትደልዩ ዲኹም?

ኣብ ምድላይ ስራሕ ምስናይ ምስ እትደልዩ?

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብ ቀጻሊ ምጹና

  • ወትሩ ሰኑይኣብ ሰዓታት 14h ክሳብ 17h ኣብ
  • ድራሻና Lyon Olympique Échecs, 5 place du marché, 69009 Lyon (métro Valmy).

iምፍላጡ ዘገድስ!\

ነዚ ኣሰነይነትና ንምርካብ ኣብ ክለብና ክትምዝገቡን ክትሳተፉን ኣለኩም

  • ወትሩ 3ይ ሰሉስ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 12h, ኣብ ኣኣድራእሳ l'Arche de Noé, 3 rue Félissent, 69007 Lyon (métro D Guillotière).
  • ወትሩ 2ይ ረቡዕ ናይ እቲ ወርሒ፣ ናይቲ ወርሒ ፣ ኣብ ሰዓታት 9h à 12h, ኣብ ኣድራሻናPassage 33, 33 Rue du 8 Mai 1945, Villeurbanne (bus C17).

ብ ቴለፎን

ደውሉንና ፣ ወትሩ ሰኑን ኣብ ሰዓታ 14h ክሳብ 17h ብ 07 82 45 44 06.

ብኢመይል

ናብ contact@yoonfrance.com. ብምባል ጸሓፉልና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
YOON France

YOON France