ኣብ ሕጽቦን ምስትራርን ዘስርሕ ስልጠና
ንምርካብ
ምስ ኣብ École des Métiers Dijon Métropole
ኣብ ሕጽቦን ምስትራርን ዘስርሕ ስልጠና
ንምርካብ
ምስ ኣብ École des Métiers Dijon Métropole
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 10 sept. 2021
እንታይ ኢዩ?
(EDM) ዝተባህለ
ትካል፣ኣብ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ከም እኒ ናይ (ሬስቶታንት እንዳዕምበባ፣ ምቕምቃም ጸጉሪን፣ ስርሓት ኣውቶሞቢልን ዘሰልጥን እዩ።) ብዘይካ እዚ
እውን፣ ኣብ ሕጽቦ ፣ምስትራር፣ ምዕጻፍን ምስትኽኻ ፣ዝሕጸቡ ኽዳውንቲ ምሕጻብን ምጉዕዓዝን ዝሰርሕ ትካል እውን እዩ።
ብዘይካ እዚ
እውን፣ ኣብ ሕጽቦ ፣ምስትራር፣ ምዕጻፍን ምስትኽኻ ፣ዝሕጸቡ ኽዳውንቲ ምሕጻብን ምጉዕዓዝን ዝሰርሕ ትካል እውን እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ካብ0 ክሳብ 24 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ካብ0 ክሳብ 24 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ኣዋርሕ ደሞዝተኛ ንምዃን
ኣብቲ ዓውደስራሕ ብምስታፍኩም ብቐጥታ ሰራሕተኛታታ እቲ ትካል ምዃን የኽእል።
ንክትሕገዝ
ነዚ ንምግባር ምስ ሞያውያን ኣሰልጠንቲ እዩ ዝሰላሰል
ናይ ፈረንስኛ ምዝራብ ክእለት ምዕሟቕ
ኣብ እዋን ስራሕ ንያ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለት እውን ንምምዕባል እውን ስልጠና ናይ l’École des Métiersብምትሕብባር ይህብ።
ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ
ን ስራሕ ምርካብ ዝተሸገሩ ሰባት ስራሕ ምሃብ የኽእል
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ፈለማ ንl’École des Métiers.ኢልኩም
- ብ ኢመይል: contact@ecoledesmetiers.fr
- ቴለፎን : 0380684880
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ