ስፍየት ክዳን ስልጠና ምውሳድ መደብ።
ምስ ኣብ ከተማ ዲጆን ዝርከብ ኢኮል ደ ሜትየ ዲጆን ቤት ትምህርቲ ሞያ፣

ስፍየት ክዳን ስልጠና ምውሳድ መደብ።

ምስ 
ኣብ ከተማ ዲጆን ዝርከብ ኢኮል ደ ሜትየ ዲጆን ቤት ትምህርቲ ሞያ፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ4 août 2022

እንታይ ኢዩ?

ቐንዲ ዕላምኡ ንልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ዓበይትን ንስኩላንን ዝሰማማዕ ክዳውንቲ ኣብ ምስፋይን ምልቃብን ምምዕርራይን ማለት ንዝጸበቡ ክዳውንቲ ምግፋሕ ንዝገፍሑ ምጽባብ ቁመቶም ንዝነውሑ ምሕጻርን ክዳውንቲ ምስትራርን ኣቑሑት ዘቤት ምድላውን ምንብባርን ዝኣመሳሰሉ ስራሓት ምስላጥ ዝዓለመ መደብ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 0 ክሳብ 24 ኣዋርሕ ኣብ ዘሎ ግዜ ድማ ይወሃብ።

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 0 ክሳብ 24 ኣዋርሕ ኣብ ዘሎ ግዜ ድማ ይወሃብ።

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ደሞዝ ዘለዎ ሰራሕተኛ ወይ በዓል መሃያ ከምዃንኩም ኣፍልጦን ክብርን ዝህብ ስም ወይ ናይ ስራሕ መዓርግ ምውናን።

ኣብዚ ናብ እዚ ንዘራረበሉ ዘለና ሞያዊ ስልጠና ናይ ምውህሃድ መደብ ብምስታፍኩም ኣብ መወዳእታ ከም ሰራሕተኛ ተቖጺርኩም ክፍሊት እትረኽቡሉ ኣጋጣሚን ዕድልን ኣለኩም እዩ።

ኣብዚ መደብ እዚ ሓገዝን ምስናይን ምርካብ።

ኣብዚ ናይ ስልጠና ግዜኹም ብግልኹምን ውልቃዊ ዝኾነ ምክትታልን ሓገዝን ምስናይን ዘለዎ ጠቕሚ ተጠቀምቲ ክትኮኑ ኢኹም።

ምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ክእለትኩም፣

ኣብዚ ናይ ስልጠና (l’École des Métiers) ቤት ትምህርቲ ሞያ ዝተባህለ መሰልጠኒ ትካል ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ተዳልዩልኩም ኣሎ።

ሓደ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ፣

ትካልና ፣ ስራሕ ወይ ድማ ስልጠና ንምርካብ ንዝተሸገሩ ሰባት ኣብ ምሕጋዝ ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሕ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

እዚ ስልጠና ብዛዕባኹም ከዘራርበልኩምን ሕተትዎ።ኣድራሻና እዚ ዝስዕብ እዩ።

l’École des Métiers.

  • contact@ecoledesmetiers.fr ጸሓፉልና
  • ቁጽሪ ስልክና 0380684880
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Ecole des Métiers Dijon Métropole

Ecole des Métiers Dijon Métropole