ናይ ሓደ ን ስራሕ ዝህብ ሰብ ምልላይ
ምስ ናይ ማሕበራዊ ቋንቋ ዎርክሾፕ ፣ ወሃቢ Ateliers socio-linguistiques
እንታይ ኢዩ?
ማሕበር "ምብርታዕን ምዕባሌን " ስራሕ ክህቡ ምስ ዝኽልኡ ፣ወሃብቲ ስራሕ ዝኾኑ ትካላት የራኽበኩም።
ኣብ 3 መድደባት ስልጠና :
- ሓበሬታ (ን ሓተትቲ ስራሕ መምስ መደቦም ዝኸይድ፣ ናይ ብቑዓት ኮይኖም ንኽርከቡ ዝሕግዝ መደብ ምክያድ)
- ፈተና (ምእንቲ ን ፈትናን ናይ ስራሕ ፣ ወይ ቃለ መጠይቕ ብቑዓ ኮይኖም ንኽርከቡ ምምዕባል)
- ስልጠና ( ንሐደ ስራሕ ንምዕማም ዝተቕሙ ስልተናታት ምርካብ ).
ንመን ኢዩ ፧
ካብ 1 ክሳብ 2 ሰሙናት
ዞባ\ ዴባርትሞ
45 - Loiret
ካብ 1 ክሳብ 2 ሰሙናት
ዞባ\ ዴባርትሞ
45 - Loiret
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ን ናይ ስራሕ ዓለምን ኩናታትን ዝምልከት ስልጠና ምስታፍ
እቲ ናይ ማሕበራዊ ናይ ቋንቋ ምትሕግግጋዝ ዝህበኩም ስልተናታት ፣ ን ኣብነት
- ን ገዛእ ነብስኹም ብ ልኸመይ ከም እተፋልጡ ምስልጣን
- ባኣካል ምስ ወሃብቲ አራሕ ምልላይ
- ብ ኸመይ ብ ቴለፎን ናይ ስራሕ ምሕታት መስርሕ ተሰላስል
- ናይ ስራሕን ፣ ልምምድ ናይ ስራሕን ኩናታቶም ንምፍላጥ ምሕጋዝ
- ንናይ ስራሕ መለማመዲ ነገራትን ፣ ወይ ን ናይ ስልጠና መሕትት ምድላው
- ናይ ስራሕ ቃለ መጠይቕ ምሕታት
ብዛዕባ ነብስኻ ምድላው ምግባር
ኣብዞም ዎርክሾፓት፣ እዞም ዝስዕሉ ነገራት ትስልጥኑ
- ን ናይ መጻኢ ኣስራሕትኹም ምልላይ
- ከብ ሰብሞያ መጠን ፣ ን ኣዘራርባን ኣገላልጻን ሞያዊ ነገር ምድላው
ሞያዊ ኣዘራርባ ምልምማድ
እዚ ዓይነት ዎክሽፕ እዚ ዘዳልወኩም ድማ
- ን ሓደ ስልተና ብ ግቡእ ምርዳእን ፣ ምስኡ ዝኸይድ ኣገባብ ኣተሓታ ምድላውን እዩ
- ዝተፈላለየ ባህላውን መሰረታዊን ኣፍልጦታት ምርካብ
- ኣብ ዓውደ ስራሕ ርእስኹም ኢኢልኩም ንምንባር መታን ክትክእሉ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ተመዝገቡ !
ኣብ ዎርክሾፓትና ,ርከቡና ብ 02.38.21.58.59 ወይ ብ ኢመይል
contact@initiativesetdeveloppement.com