ን ዓምኽሳን ዘሎ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ትምህርቲ
ምስ ደላ ባ ኢሲ De là-bas à ici
እንታይ ኢዩ?
ሓደ ስለጠና ናይ ኣብ ምኽሳን (ኣባኡ ምትሕጋግዝ፣ ወይ እውን ከሳናይ ንምዃን) ከምኡ ኣብ ሞያ ምስንካት (ሕብስቲ ፣ ምቁር ሕብስቲ ወይ ኬክ...) ! እዚ ስልጠና እዚ፣ ሓደ ሞያ ን ከተጥርዩ ክሕግዘኩም እዩ። ከምኡ እውን ኣብ ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ፣ኣብ ትካላት ንምስራሕን ክሕግዘኩምን እዩ። ኣኣብ ቴክኒካዊ ኣፍልጦኹም ንምዕባይ፣ ቋንቋዊ ክእለትኩም ክብ ንምባልን ይሕግዘኩም !
እዚ ን ኣዋርሕ 6 ዝጸንሕ ዝለትና እዚ ኣብ Ardèche ኣኽዴሽ (07) ኣብ ሮዝየር Rosières ዝተባህለ ቦታ ንዝርከቡን ስደተኛታት፣ ናይ ዞባ Auvergne-Rhône-Alpes.ማዕጻኡ ርሁው እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
እቲ ውዕል ናይ CIR ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ
6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
እቲ ውዕል ናይ CIR ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ
6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓፈሻዊ ኣሰናይነት ክሰብሉ
እተን 24 ሰሙናትናይ ሞያዊ ስልጠና ን :
- ሌላ ምስ ሞያ ክሽነ፣ ኣብ ማእከል ስልተና ን ቦታ ስራሕን ወይ ትካላትን
- ንንዕባል ናይ ፈረንሳ ክእለት ፣ ኣብ ን ስራሕ ዝጠቕብ ብቕዓት ክብ ምባል
- ናይ ባህላዊ ንጥፈታት / ስፖርት / ዑደት ኣብ ትካላት / ከከም ዓውድኹም ወዘተ
ንሞያኹምን ን ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩምን ክብዘብል ብቕዓት
- ዝግብኣኩም ናይ ምድላው መግቢ ፣ ኣብ ሞያ bouche :ናይ ብብዝሒን ቡፈይን ምቕራብ
- ተክኒካዊ ሞያ ናይ ኣሰራርሓ ናይ ሓባራዊን ዓቢን ብዙሕና ኣከሳሽና ምኽኣል
- 3 ደረጃታት ዘለዎ ን (6 ሰሙናት ),
- ቴክኒካት ናይ ኣደላልያ ስራሕ
- ምድልዳል ሞኣያዊ ብቕዓትኩም ኣብ ፈረንሳን ቋንቁኡን
- መዓልታዊ ቋንቋ ፈረንሳ
- ናይ ሞያ ቋንቋ (ሞያዊ ዝኾነ ናይ ፈረንሳ ክእለት ኣብ ዙርያ ሞያ ናይ ክሽነ ንምጥራይ ).
- ከከም ደረጃ ክእለትኩምን ብቕዓትኩምን ፣ ሰርትፍኬት ምሓዝ :
- ደኢፕሎም ናይ DELF -ከከም ደረጃ ብቕዓትኩም ምሓዝ
- ሰርቲፊኬት ናይ HACCP ምህላው
- ምድላዋት ናይ de l'ASR (ምስክር ወረቐት ኣብ ድሕነት ኣሰራርሓ ). ንምህላው
ማሕበራዊ ንሞያዊን፣ ስልጠና ኣብ እዋን ከምኡ ውን ድሕሪ ስልጠና
እብ እዋን ስልጥና :
- ን ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳይት፣ ዘለኩም ወረቓቕቲ ምስላጥ
- ን ሞያ ዝኸውን ክትትል ምግባር
i ክፍለጥ ዝለዎ! :ኣብ እዋን ስልጠና፣ ገዛ ናይ ምርካብ ዕድልኩም እዝን ክዓቢ እዩ !
ድሕሪ ስልጠና :
- ኣብ ምድላይ ስራሕ ፣ ወይ
- ካልእ ደረጃ ናይ ስልተናን ንምሕላፍ ነሰኒ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ን ኣማኸርትኹም ኣብ ፖለምልዋ ወይ ሞስዮን ሎካል Mission Locale ተወከሱ !
ብ ኢመይል ናብ : Juliette Pallec -ሓላፊት ናይቲ ዓቕሚሰብ እቲ ትካል : jpallec@aime-emploi-formation.org ብምጽሓፍ ወይ par ብምድዋል 06 31 95 37 04.
ን ምምዝጋብ ፣ ን ፖለምፕልዋ ተወከሱን ወይ እውን Mission locale ንሳላ እዚ ቁጽሪ : 03_2002689F (ቁጽሪ CARIF-OREF) ምድዋል ይከኣል
እቶም መደባት ናይ ምሉእ ዓመት፣ ኣብዚ ኢንተሬት ኣለኩም : https://aime-emploi-formation.org/de-la-bas-a-ici/