Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ናይ ቋንቋ ስልጠና

ምስ ምስ Le module de recherche du Réseau des Carif-Oref

ኣዳላዊ Réseau des Carif-Oref , Direction de l'intégration et de l'accès à la nationalité (DIAN)ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እቲ ብ La cartographie nationale de l'offre de formation linguistique ወብሳት እዚ ከም እትዕዘብዎ ኣብ Carif-Oref. ዘለኹም ዝደተኛታት ምእንቲ እቲ ዝግባእ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣፍልጦን ፣ ምምሕያሽን ትምህርቲን ንኽረኽቡ ዝጽዕር ትካል እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ናይ ውብሳይት መደብ እዚ ኣብ ጥቓኹም መንበሪኹም ዘሎ ናይ ስልጠና ዕድላት ዝሕብር ኮይኑ፣ እንከለኹም ፣ ደሓር ከተማኹኹም እናገብርኩም፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ደረጃ ናይ ፈረንሳ ብዕዓትኩም እተመሓይሽሉ መስርሕ እዩ።

ናይ ቋንቋ ክእለትኩም ምስ እተማዕብሉ ፣ ብርግጽ ኣብ እዚ ዝስዕብ ነገራት ማለት

-ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምርዳእ

- ስራሕ ኣብ ምርካብ

- ዝተፈላለዩ ኣድለይቲ ዲፕሎም ናይ ፈረንሳ ኣብ ምሕላፍ ። ን ወዘተን ክሕግዘኩም እዩ

እንተደኣ ሓደሽቲ ኴይንኩም እሞ ደረጃ ናይ ቋንቋ ዘይትፈልልጡ እትኾኑ፣ ምስ ትካልና ምስ ነፍሲ ወከፍ ደረጃ ጉዕዞኦም ዝሰማማዕ ስልጠና ክረኽቡ ይኽእሉ: ውህደት: ማሕበረ-ሞያዊ ውህደትን ምስክር ወረቐትን ምዃኑ ምፍላጥ ኣለኩም።

ከመይ ንገብሮ?

ካብቲ ናይ መጽናዕቲ ሞጁል ንሰብ ሞያ ካብ መርበብCarif-Oref, ካሪፍ-ኦረፍ ስልጠና ንምርካብ፡ ናብ መርበብ ሓበሬታኦም ኪዱ፡ https://www.intercariforef.org/diansite :

Lieu d'accueil

2 Rue Simone Veil, 93400 Saint-Ouen, France

contact@intercariforef.org

Chargement de la carte...

0 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

    Liens utiles