ማሕበር ኤይድስ l'association AIDES - ምክልኻል ን ኤች ኣይ ቪ VIH - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምክልኻል ን ኤች ኣይ ቪ VIH

ምስ ማሕበር ኤይድስ l'association AIDES

ኣዳላዊ AIDES ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ብዙሓት ኣማራጺታት ንምክልኻል ሜላታት ካብ ሕማምን ረኽሲ ናይ VIH ዝስዕብ ሕማማን ንምልኻል ዘኽእሉ መገድታት ኣለዉ።

ከከም ግዜኡን ጾታዊ ልምድታትን ድግግምን ሓደ መሳርሒ ካብ ካልእ መሳርሒ ክምረጽ ወይ ዝያዳ ዝምችእ ክኸውን ይኽእል። ኩሎም ዘለዉ መፍትሒታት ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ!

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ መከላኸሊ ወይ ኮንዶም

ኮንዶም ፣ ሓደ « bout de latex » እንትደኣ ብግቡእ ዘይተጠቒምኩምሉ ኣይሰርሕን እዩ። ሓደ ሓደ እዋን፣ ብግቡእ ብዘይ ምውዳይ ፣ ብግቡእ ብዘይ ብጥቃምን፣ ገለ እዋን እውን፣ ዘይምቹእ ብምዃን ፣ ወይ ኣዝዩ ጻቢ (ወይ ዘይ እኹል),ወይ ኣዝዩ ገፊሕን ሸተት በሃሊን ክኸውን ይእክል ። rompre.

ኣብ ብልዕቲ ጓል ኣንስተይቲ ዝእቱ ኮንዶም (Fémidon ኣንስታዊ ) :

እዚ ዓይነት፣ ኮንዶም ዚ፣ ሓድ አክነውሕን ክገፍሕን ፣ ዝኽእል ፣ ማለት ተመጣጢ ፣ ባህሪ ዘለዎን ኣብ ብልዕቲ ጓል ኣንስተይቲ ዝስኳዕን እዩ። ወይ ኣውን ኣብ መቐመጫ፣ እዚ መከላከሊ ድማ፣ ን ዝተፈላልየ ማከላኸሊ ጥንሲን ካልእን ኣለርጂ ንዝኾና ደቀነስትዮ እውን ክጠቕም ይኽእል።

ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኮንዶም ኣይንብሎን ኢና፣ ምኽንያቱ ን ጋል ዝኾኑ ኣወዳት እውን ስለ ዝጥቀምሉ፣ ቅድሚ ርክብ ዘሎ ብዙሕ ሰዓታት ክውደ ይኽእል፣ እዚ ዓይነት መከላኸሊ እዚ፣ ኣብ ምቕያር መጻምዲ ክቕየር ይግባእ።

ኣብ ፋርማሲ ክግዛእን ፣ ወይ እውን ብነጻ ክወሃብን ይኽእል።

  • ኣብ ማሕበር ጸረ ኤይድስ, AIDES,
  • ኣብ ገለ ፍሉይ ማሕበር CEGIDD (ማእከል ነጻ ኣገልግሎት, ናይ ምርመራን ክትትልን ኣካላት),
  • ከምኡውን ኣብ antennes du Planning familial ከማኡውን ኣብ ናይ ጾታዊ ክትትል ማእከላት centres de santé sexuelle.

ብቕልቱፍ መፍትሒ ክትረኽቡ ኣለኩም :

ማለት :

  • እንተደኣ ምቕዳድ፣ ሸተት ምባል ፣ናይ ኮንዶም ኣጋጢሙ ወይ እውን እንተደኣ ዘይውሑስ ጾታዊ ርክብ ጌርኩም
  • ብደም ወይ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ብዝተበከለ ነገር ምጉዳእ ወይ ምቑራጽ
  • መሳርሒታት መርፍእ መድሃኒት ወይ ሓሰር ምክፋል (ምሕንፋጽ)

ምናልባት ካብዚኣቶም ን VIH ከቃልዕኹም ተኽእሎ ኣሎ፣ ስለዚ እቲ ብ "traitement d'urgence" ወይ "traitement prophylactique". ዝፍለጥ መስርሕ መከላኸሊ ብዘይ ምርባሽ ን ብ ጥንቃቔ ምርካብ ይግባእ።

እዚ ብህጹጽ ዝውሰድ ክንክን እዚ ፣ ንሓደ ወርሒ ዝውሰድ trithérapie ዝበሃል ፈውሲ ኮይኑ፣ እዚ ድማ ን ምምልባዕ እቲ ቫይረስ VIH ክገትኦ ይኽል፣። እዚ ንኸውን ግን እቲ መስርሕ ብ ቕልጡፍ ምስ ዝጅመር እዩ፣ እንተደኣ ተካኢሉ ኣብ ውሽጢ 4 ሰዓታት ድሕሪ እቲ ሓደጋ፣ ኣብ ውሽጢ 24 ድማ ሕክምና እንተነውሐ ድማ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ክካየድ ኣለዎ።

እንተደኣ ኣብ ብዝኾነ ኣጋጣሚ፣ ናይ ዝተጠቕሰ ኩነታት ዝተቓላዕኩም ኴንይንኩም፣ ናብ ማሕበር AIDES ወይ Sida Info Service፣ ኣብኡ ድማ ክትትልን ምርመራን ምኽሪን ፣ እናሃበ ክከታተለኩም ይኽእል እዩ ።

እንተተኻኢሉ ንመጻምድትኻ ምሳኻ ምምጻእ ዝበለጸ እዩ፡ እዚ ድማ እቲ ሓኪም ነቲ ሓደጋ ንምግምጋም ዝቐለለ ስለ ዝገብሮ። መጻምድትኻ ኤችኣይቪ እንተሃልይዎ፡ ናይ መወዳእታ መርመራ ደሞም ሒዝካ ምምጻእ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ።

እቲ PrEP ( ምክልኻል ሓደጋ መልከፍቲ Prophylaxie Pré Exposition) s'adresse aux personnes qui n'ont pas le VIH.ን ካብ ኤች ኣይ ቪ ነጻ ዝኾኑ ተጻመዲ ይምልከት VIH. እቲ ትሕዝቶ ናይቲ መድሃኒት ከኣ፣ ን ኸይይትጥቕዑ ምክልኻል እዩ። ኣብ ብዙሐት ምርምራትን ንዛዕብኡ ዝተገብረ መጽናዕታትን ፣ ከም ዝኽብሮ እንተደኣ እቲ መድሃኒት በቲ ዝግብኦ፣ ተወሲዱ VIH ናይ ምክልኻል ብቕዓቱ ዝተረጋጋጸ እዩ።

እቲ መድሃኒት፣ ብ ሕሓኪም ክወሃብን፣ ግኑእ ክንክንን ክትረኽብሉ መገዲ ክጣጣሕ ኣለዎ ( ንምክልኻል IST ተመሓላለፍቲ ሕማማት፣ ንምውጋድ ዝወሃን መድሃኒት እውን ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ምጽዋር ኩነትን ሓቅነት ናይ ኣለርጂን እውን ዘካተተ እዩ...).

እንተደኣ ነቲ PrEP ክንክን ንምርካብ ተጸጊምኩም ናብ ማሕበር AIDES ኢመይል ግበሩ: prep@aides.org

ን ዝያዳ ሓበሬታን ኣብኢንተርና ተከታተሉ፣ prep-info.fre prep-info.fr. ከምኡውን seronet.info. እንተላይ ናይ groupe Facebook ኣሎ un groupe Facebook Prep'Dial. ይበሃል፣ ንዝያዳ ሓበሬታ፣ ኣብs prepwatch.org ከምኡውን prepineurope.com ተወከሱ

እቲ ናይ ኤች ኣይ ቪ VIH ንዘለዎም ሰባትs'adresse aux personnes qui ont le VIH :ዝውሰድ መድሃኒት 6 ኣዋርሕን ልዕሊኡን እንተደኣ ተወሲዱ፣ኣብቲ ክንክን እቲ ቁጽሪ ናይ እቲ ቫይረስ ስለ ዘውሕዶ፣ "indétectable" ስለዚ ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ናብ ካልእ ሰብ ናይ ምክልኻል ተኽሎ ዝወሓደ እዩ። .

ስለዝኾነ እቲ ናይ ምትሕልላፍ ተኽእሎ ፣ ወላ እውን እቲ ርክብ ብዘይ ኮንዶም እንተኾነ እቲ ርክብ ኣየሰከፍን እዩ

ይዝያዳ ሓበሬታኣብዚ ወብሳይት ተወከሱ www.aides.org

ብከላ ኤች ኣይ ቪ VIH ወይ ናይ (ወይቦ) ሃይፕትተሰስ B ን C እውን ስለ ዝመሓላለፍ ብ ናይ ውልቂ መሳርሒታት ክንጥቐም ከም ዘለና ምዝኽኻር ኣኣገዳሲ እዩ።

- ናይ ድራግ መውሰዲ "roule ta paille ፓይፕ ወይ ሻምብቆ " ወይ ስኒፍ sniff,

- ንመውግኢ ዝኸአውን l'injection ስሪንጋ

- እቲ በሊሕ መርፍእን ካልእ matériel pour l'injection ውን ክፍለ ኣለዎ

  • ,ናይ ድራግ መውሰዲ "roule ta paille ፓይፕ ወይ ሻምብቆ " ወይ ስኒፍ sniff,
  • sንመውግኢ ዝኸአውን l'injection ስሪንጋ
  • እቲ በሊሕ መርፍእን ካልእ matériel pour l'injection ውን ክፍለ ኣለዎ

እቶም ኩሎም ነገራት ኣብ ማሕበር AIDES CAARUD ከምኡውን CAARUD (ኣብ ማእከል ሓገዝ ምኽሪን ክንክን ምውጋድ ሳዕቤናት ተላገብቲ ብ ምኽንያት ድራግ ) ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም፣ ብዛዕብኡ ዝምልከት ናይ ልዝብል ፣ ሕቶን መልሲን ፣ ሜላላታት ን ምክላኽል ተመሓላለፍቲ ብሰንኪ ናይ ድራግ ሕማማት ብኸመይ ከም ዝውገዱ።

ኣገልግሎትና፣ ነጻ፣ ንኹሉ ብምስጢር ዝሓዘለወ። ፍርዲ ዘወግዱን ፣ መሰረታውያን፣ /ክብርታት ዝሓለዉን ፣ ማሕበርና AIDES ን ተገልገልቱን ክሓቁፍ፣ ናጻን ፣ ብ ምዉቕ ብ ምቕሉል ኩነታት ኩነታት ዘአንግድን እዩ። ሞያዊ ብቕዓት ናይ ፣ ኣብቲ ሞያን ዛዕባን ዘለዎም ኮይኑም ን ብ ጾታዊ ርክብ ንዝመሓላለፉ ሕማማት ንምንካይ፣ ኣገባን ሜላ ን ከሰልጥኑን ከተግብሩን ዝሰልጠኑ እዮም ፣ ካብ ምክልኻል ክሳብ ገልግሉን እውን እዮም ።ዝተፈላለዩ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉሉ መንገድታት

- ዝተፈላለዩ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉሉ መንገድታት

- ደረጃ ምቅላዕካ ንሓደጋ

- ንነብስኻ እትከላኸለሉ መገድታት፡ ምስ ድሌታትካን ልምድኻን ዝተመጣጠነ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ ካርታ ብ እትረኽብዎ 70 ዝተፈላለዩ ነቑጣታት ንኣድራሻ ብምርካብ ናብ ዝቐረበኩም ንምኻድ ጠውቑ www.aides.org ወይ ብ ቴለፎን ኣብ ኢንተርኔት፣(ወይ ፣ ኣብ ኣኼባታት ኣጋጣሚታት እንተደኣን ብህጹጽ ዘይኮይኑ ጉዳይኩም ድማ ብ ደብዳቤ ርክርቡና ) ከምኡ ውን ኣብ ዚ ካርታ ተሐቢርኩም ኣብ ማሕበርና AIDES ንምምጻእ ኣይትጠራጠሩ።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 9 Place Émile Zola, 21000 Dijon, France
  • 06 21 75 38 89
  • dijon@aides.org

  • 2 Avenue Fontaine Argent, 25000 Besançon, France
  • 03 81 81 80 00
  • delegation25@aides.org

  • 19a Rue Engel Dollfus, 68200 Mulhouse, France
  • 03 89 45 54 46
  • delegation68@aides.org

  • 235 Avenue de Colmar, 67000 Strasbourg, France
  • 03 88 75 73 63
  • delegation67@aides.org

  • 37 Rue du Barbâtre, 51100 Reims, France
  • 03 26 09 38 38
  • delegation51@aides.org

  • 2 Rue du Bleu Mouton, 59800 Lille, France
  • 03 28 52 05 10
  • lille@aides.org

  • 7 Rue des Hautes Cornes, 80000 Amiens, France
  • 03 22 91 62 69
  • amiens@aides.org

  • 23 Rue du Fardeau, 76000 Rouen, France
  • 02 35 07 56 56
  • rouen@aides.org

  • 43 Rue Saint-Hélier, 35000 Rennes, France
  • 06 34 28 71 67
  • rennes@aides.org

  • 63 Rue du Maréchal Foch, 56100 Lorient, France
  • 06 16 01 40 29
  • lorient@aides.org

  • 42 Rue Noémie Hamard, 53000 Laval, France
  • 02 43 49 24 43
  • laval@aides.org

  • 11 Square Winston Churchill, 49000 Angers, France
  • 02 41 88 76 00
  • angers@aides.org

  • 20 Rue Baron, 44000 Nantes, France
  • 02 40 47 99 56
  • aides44@aides.org

  • 166 Rue la Barrière Saint-Marc, 45000 Orléans, France
  • 02 38 53 30 31
  • delegation45@aides.org

  • 310 Rue d'Entraigues, 37000 Tours, France
  • 02 47 38 43 18

  • 9 Avenue Saint-Jean d'Angély, 79000 Niort, France
  • 05 49 17 03 53
  • deux-sevres@aides.org

  • 12 Rue des Boissières, 16000 Angoulême, France
  • 05 45 92 86 77
  • charente@aides.org

  • 25 Avenue Jean Jaurès, 01000 Bourg-en-Bresse, France
  • 04 74 24 64 34
  • bourg-en-bresse@aides.org

  • 11 Rue Paul Bert, 74100 Annemasse, France
  • 06 01 20 10 09
  • annemasse@aides.org

  • 18 Avenue de la Mandallaz, 74000 Annecy, France
  • 06 14 50 47 97
  • annecy@aides.org

  • 8 Rue Sergent Bobillot, 38000 Grenoble, France
  • 04 76 47 20 37
  • grenoble@aides.org

  • 51 Allée du Port, 24000 Périgueux, France
  • 05 53 54 32 01
  • dordogne@aides.org

  • 3 Quai de Paludate 2, 33800 Bordeaux, France
  • 05 57 87 77 77
  • gironde@aides.org

  • 3 Avenue Maréchal Harispe, 64100 Bayonne, France
  • 05 59 55 41 10
  • pays-basque@aides.org

  • 16 Avenue Etienne Billières, 31300 Toulouse, France
  • 05 34 31 36 60
  • toulouse@aides.org

  • 17 Avenue Julien Panchot, 66000 Perpignan, France
  • 04 68 35 57 36
  • perpignan@aides.org

  • 54 Avenue Georges Clemenceau, 34500 Béziers, France
  • 04 67 28 54 82
  • beziers@aides.org

  • 40 Rue de la République, 30900 Nîmes, France
  • 04 66 76 26 07
  • nimes@aides.org

  • 6 Rue Saint-Vincent, 30100 Alès, France
  • 04 66 30 55 58
  • ales@aides.org

  • 41 Rue du Portail Magnanen, 84000 Avignon, France
  • 04 90 86 80 80
  • aides84avignon@aides.org

  • 3 Boulevard Longchamp, 13001 Marseille, France
  • marseille@aides.org
  • 04 91 14 05 15

  • 93 Boulevard de Strasbourg, 13003 Marseille, France
  • 09 64 42 13 16
  • aidesmarseille@wanadoo.fr

  • 24 Rue Amiral Nomy, 83000 Toulon, France
  • 04 94 62 96 23
  • toulon@aides.org

  • 1 Route de Nangis, 77000 Melun, France
  • 09 52 58 68 62
  • Non renseigné

  • 16 Rue de Juvisy, 91200 Athis-Mons, France
  • 01 60 48 72 82
  • Non renseigné

  • 11 Rue Louise Michel, 94600 Choisy-le-Roi, France
  • 01 42 83 44 40
  • saintmaur@aides.org

  • 2 Allée Montesquieu, 77186 Noisiel, France
  • 01 60 06 05 05
  • Non renseigné

  • 7 Rue Carnot, 93000 Bobigny, France
  • 01 75 62 50 00
  • bobigny@aides.org

  • 22 Rue Suger, 93200 Saint-Denis, France
  • 01 41 83 81 60
  • saintdenis@aides.org

  • 122 Avenue Jean Jaurès, 95100 Argenteuil, France
  • 01 39 80 34 34
  • argenteuil@aides.org

  • 55 Rue Volant, 92000 Nanterre, France
  • 01 47 21 89 58
  • nanterre@aides.org

  • 36 Rue Dussoubs, 75002 Paris, France
  • 01 44 82 53 14
  • caarud75@aides.org

  • 99 Rue de Meaux, 75019 Paris, France
  • 01 40 18 17 53
  • paris19@aides.org

  • 20 Rue de Moscou, 75008 Paris, France
  • 09 53 16 50 25
  • paris8@aides.org

  • 4 Avenue du 18ème Régiment d'Infanterie, 64000 Pau, France
  • 05 59 83 92 93
  • bearn@aides.org

  • 9 Place Émile Zola, 21000 Dijon, France
  • 06 21 75 38 89
  • dijon@aides.org

  • 19A rue Engel Dollfus, 68200 Mulhouse, France
  • 03 89 45 54 46
  • delegation68@aides.org

  • 235 Avenue de Colmar, 67000 Strasbourg, France
  • 03 88 75 73 63
  • delegation67@aides.org

  • 235 Avenue de Colmar, 67000 Strasbourg, France
  • 03 88 75 73 63
  • delegation67@aides.org

  • 2 Avenue Fontaine Argent, 25000 Besançon, France
  • 03 81 81 80 00
  • delegation25@aides.org

  • 19a Rue Engel Dollfus, 68200 Mulhouse, France
  • 03 89 45 54 46
  • delegation68@aides.org

  • 37 Rue du Barbâtre, 51100 Reims, France
  • 03 26 09 38 38
  • delegation51@aides.org

  • 25 Route de Brest, 29000 Quimper, France
  • 06 16 01 40 29
  • quimper@aides.org

  • 75 Avenue François Mitterrand, 72100 Le Mans, France
  • 02 43 23 96 71
  • lemans@aides.org

  • 11 Square Winston Churchill, 49000 Angers, France
  • 02 41 88 76 00
  • angers@aides.org

  • 61 Rue de la République, 28300 Mainvilliers, France
  • 02 37 33 07 48
  • caarud28@aides.org

  • 1 Boulevard Jeanne d'Arc, 86000 Poitiers, France
  • 05 49 42 45 45
  • vienne@aides.org

  • 310 Rue d'Entraigues, 37000 Tours, France
  • 02 47 38 43 18

  • 9 Avenue Saint-Jean d'Angély, 79000 Niort, France
  • 05 49 17 03 53
  • deux-sevres@aides.org

  • 12 Rue des Boissières, 16000 Angoulême, France
  • 05 45 92 86 77
  • charente@aides.org

Chargement de la carte...

0 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

    Liens utiles