Panneau de gestion des cookies

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ሶሊዶን"Solident" ፡

Solident
ኣዳላዊSolident

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2, C1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ናይ ሓኪም ስኒ ሓገዝ ምርካብ፡

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እንታዩ’ዩ ?

ትካል ሶሊዶን "Solident" ናይ ምሕካም መሰል ንዝተነፈጎም፡ ናይ ማሕበራዊ መሐከሚ ፍቓድ ማለት ኩቬርቱር ሶሲያል"ኣሹራንስ ማላዲ ተባሂሉ ዝፍለጥ" መሰል ንዘይብሎም ሰባት ማለት እዩ፣

ኣገዳሲ ሓበሬታ

  • ሶሊዶን ማሕበራዊ ናይ መሐከሚ ፍቓድ ማለት ኩቬርቱር ሶሲያል ወይ "ኣሹራንስ ማላዲ ተባሂሉ ዝፍለጥ" መሰል ንዘይብሎም ሰባት ዝምልከት ጥራይ እዩ፣
  • እዚ ኣገልግሎት እዚ ንምርካብ እቶም ሰባት ብካዳ፡ ብስፓዳ፡ ብ ፖፕስን፡ ብመደሳን ዱ ሞንድ እዚ መጸውዒ ሽሞም እዩ፡ስለዚ በዞም ተጠቒሶም ዘለዉ ማሕበራት ዝተላእከን ዝ ሕገዝን ሰብ ጥራይ እዩ ናይዚ ኣገልግሎት ተጠቃሚ ክኸውን ዝኽእል፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንስኹምን ቤተሰብኩምን እዚ ናይ ስኒ ሕክምና ኣገልግሎት ክትረክቡ ትኽእሉ ኢኹም፣

ናይ ሕክምና ኣገልግሎት መሰል ንኽህልወኩም ኣብ ናይ ምምሕዳር ዝሳለጥ ጉዳይ ብዝምልከት ክንሕግዘኩም ኢና፣

ኣብታ ሕክምና እትቐርቡላ መዓልቲ እቲ ተርጓማይ ንኹሉ እቲ ዝርርብ ክትርጉሞ ይኽእል እዩ፣

ከመይ ንገብሮ?

ናብ እዚ ናይ ስኒ ሕክምና ኼድኩም ኣገልግሎት ንምርካብ ይኹን መሰል ንኽህልወኩም ኣብ እትገብርዎ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕክምና ወይ ኣብ ዝተፈላለዩ ምምሕዳራዊ ቤት ጽሕፈት ንዝሳለጥ ጉዳይ ብዝምልከት ሓገዝን ምስላይን ንኽትረኽቡ ነቲ ሕማም ከምዘለኩም መርሚሩን ፈሊጡን ናይ መሐከሚ ትእዛዝ ወይ ወረቐት ኣብ ፈረንሳ ድማ ኦርዶናንስ ተባሂሉ ዝፍለጥ ዝጽሕፈልኩም ሓኪም ምስ ትካል ሶሊዶን ብዛዕባኹም ክረኽቦምን ከዘራርቦምን ሕተትዎ፣

ቆጸራ ንምውሳድ ሰኑይ, ረቡዕን ሓሙስን ካብ ሰዓት 13ን30 ክሳብ 16ን30.

ብቑጽሪ ስልክና ወይ ቴሌፎን ክትድውሉልና ትኽእሉ ኢኹም፣ 09 71 16 15 59

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
frédérique pharabozfrédérique pharabozተርጓሚ/ሚት
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
yoyobkyoyobkተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
aniavilenaniavilenተርጓሚ/ሚት