ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ፕሮግራም በያንቨኑ ኤ Bienvenu-es

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
Être accompagné dans le Var
እንታዩ’ዩ ?
ማሕበር Bienvenu-esብ DDCS እናተመወለ ዝሰትሕ ኮይኑ ን ስደተኛታት ፍሉን ናይ ምስናይ መደብ ክሳብ 24 ዝጸንሕ ን ነበርቲ Var ንዘለዉ ኣገልግሎት ምሃብ እዩ ። እቲ ኣገልግሎት ድማ ከከም ኣብ ሓገዝ እትደልዩሉ ነገር ማለት ብፍላይ ኣብ (ናይ ማሕበራዊ ኣገግለግሎትን ናይ ስራሕ ).ምስ ዝከውን።
ብሳላ እዚ መደብ እዚ ፣ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ንምስላጥ፣ ኣብ ገዛን ስራሕን ስለጠና ኣብ ምርካብን ካልእን ... ይተሓጋገዝ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ሓደ ሓገዝን ኣሳላይነትን ፣ ኣብ መሰልላት ምፍላጥ፣ ኣብ ምርካብ ገዛ ስራሕን ስልተናን ትምህርቲን ...ትረኽቡ
ብሳላ እዚ መደብ ምስ ሓያሎ ኣሲስታንታ ሶሻልና (ንዝተፈላለየ መሰላትኩም ፣ ገዛ ምርካብን ካልእን )ኣድለይቲ ምኽርታትንን ሞናዊ ሓገገዝን (ናይ ስራሕ ሓበሬታታትን ) ትረኽቡ።
ከመይ ንገብሮ?
ነዚ መደብ ንምኽሳብ ፣ነዚ መሕተት ቅጥዒ ናይ ሓበሬታት ምልእዎ ዳውንሎድ ግበርዎ እዚ ሊልክና :
https://face-var.org/wp-content/uploads/2021/04/Fiche-dorientation-Programme-Bienvenu-es.pdf
ወይ እውን ቆጸራ ንምሓዝ ብ 0494360085. ደውሉልና
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ