ኣብ ዓውዲ ኤለክትሮኒካዊ ኣቑሑት ምርካብ፣
ምስ ኦንቪ ብርጎኝ (ENVIE Bourgogne )ዝበሃል መደብ፣

ኣብ ዓውዲ ኤለክትሮኒካዊ ኣቑሑት ምርካብ፣

ምስ 
ኦንቪ ብርጎኝ (ENVIE Bourgogne )ዝበሃል መደብ፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ9 sept. 2021

እንታይ ኢዩ?

እዚ ኦንቪ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ትካል፣

ኣብ ምጽጋን :ምእካብን: ምምስራሕን: ምዕራይን ካብ ጠቕሚ ወጻእ ዝኾኑ ኤለክትርቶኒካዊ ኣቑሑት ኣተኲሩ ዝሰርሕትካል እዚ፣ ኣብ ዝተፈለለየ ጽፍሒ ዝሰርሑ ሰባት፣ ከም እዚ ጸጋንቲ፣ተቖጻጸርቲ ቴክኒክ፣ ዘወርቲ ማሽነሪታ ናይ ተሰከምቲ ከበድቲ ነገራት፣ ማሽናትዝተክሉን ዝጽግኑን ዝሸጡ፣ ዝተዓብሰ ክሽነ ማሽናት ዝጽግኑ ካልእንዝተሓላለኸ ነገራት ዝጽግኑ ፣ወዘተ ዝነጥፍ ትካል እዩ።

እቲ ትካል እዞም ነዚ ስራሕ እዚ ዘዋፍሮም ሰባት፣ እኹል ሞያዊ ኽእለት ንኸጥርዩ፣ብሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ የሰልጥን፣ ኣብ እዋን ዕዞ ስራሕን ትምህርቲን ድማ ደገፍን ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

እዋን ሰልጠና 4 ኣዋርሕ እዩ።

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

እዋን ሰልጠና 4 ኣዋርሕ እዩ።

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብሰብ ሞያ ይእለን ይሕገዝን፣

እቶም ሰራሕተኛታታ፣ ምስ ምትግጋዝ ሰብ ሞያ ፣ ስልጠና ምኽሪን ፣ ኣብ እቲ ዓውዲ ስራሕን፣ ብቕዓት ከረኽቡ ይግበር።

ሓደ ሞያ ምጥራይ ስልጠና ምውሳድ፣

እናሰራሕካ ብተግባርን ክልሰ ሓሳብን ፣ ተግባራዊ ሞያ ምቕሳም፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብዚ ስልጠና እዚ ንምስታፍ ምስ እትደልዩ፣

ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ምስ እትደልዩ

ጠለብኩም ናብ ኣከባቢኹም ዘሎ ቤት ጽሕፈት ደለይቲ ስራሕ ማለት ፖል ኣምፕልዋ፣ ሚስዮን ሎካል ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ትሕቲ ዕድመ፣ ኣሲስታንት ሶሻል ማለት ተሓጋገዝቲ ወይ ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ጉዳያትን፣ ከሰኝኹምን ከመዝግቡኹምን ይኽእሉ እዮም። https://emplois.inclusion.beta.gouv.fr/

ርኸቡና

  • ኣብ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ እንልእኸሉን እንቕበለሉን ኣድራሻና ማለት ኢመይልና እዚ ዝስዕብ እዩ፣ envie.2e.bourgogne@envie.org
  • ቑጽሪ ስልክና እዚ ዝስዕብ እዩ : 03 80 59 62 20
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
ENVIE DIJON

ENVIE DIJON