መሰላጥካ ምፍላጥ፣
ምስ ምስ ኢንፎ ድርዋ (Infodroits) ዝተባህለ መደብ፣
(ኣንፎ ድርዋ ክትርጎም ከሎ ብዛዕባ መሰላትካ ሓበሬታትት ምርካብ ወይ ምፍላጥ ማለት እዩ)።
መሰላጥካ ምፍላጥ፣
ምስ ምስ ኢንፎ ድርዋ (Infodroits) ዝተባህለ መደብ፣
(ኣንፎ ድርዋ ክትርጎም ከሎ ብዛዕባ መሰላትካ ሓበሬታትት ምርካብ ወይ ምፍላጥ ማለት እዩ)።
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 27 juil. 2021
እንታይ ኢዩ?
እቶም ፈላጣት ሕጊ፣ንኹሉ ሕሂ ጠሰቅ ሕቶታትኩም ንኽምልሱ ድሉዋት እዮም፣ ከም እኒ ናይ: ገዛ ናይ ቤተሰብ : ናይ ህዝባዊ መሰላትት፣ መስርሓትን ወዘተ...፣
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብነጻ ብዘይ ክፍሊት እዩ።
ነቲ እዞም ናይ ሕጊ ፈላጣት ዝኾኑ ሰብ ሞያ ምኽሪ እውን ኣይትኸፍልሉን ኢኹም፣
ንኹሉ ክገልጽልኩም እዮም።
እቶም ሰብ ሞያ ሕጊ፣ ንዝያዳ ኣፍልጦ ብዛዕባ መሰላትኩም ምእንቲ ክህልወኩም ንኹሉ ሕቶታትኩም ክገልጹ ቅሩባት እዮም።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ናብቲ መራኸቢ ወይ መስመር ሓበሬታ ብምጽምባር ወይ ብምኻድ፣
እምበኣርከስ ርከቡና ኣብ Côte d'Or (voir carte ci-dessous) ነዚ ካርታ ተዓዘቡ .
ኢመይልን : contact@infodroits.org
- ብ ቴለፎንና Téléphone : 0556452521
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ