ስራሕ ኣብ ሞያ መኻይንን ተሽከርከርቲን ንምርካብ
ምስ ሲነኦ SINEO

ስራሕ ኣብ ሞያ መኻይንን ተሽከርከርቲን ንምርካብ

ምስ 
ሲነኦ SINEO

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

SINEO ሓደ ትካል ናይ Bourgogne Franche-Comt ኮይኑ ምስ 3 ምስ ኣብ ዲጆን Dijon ዶለ, Doleን ከምኡውን Besançon ዘለዋ ሰለስተ ክታላት ተሓባቢሩ ይሰርሕ።

እቲ ትካል ን ሰራሕተኛታት ኣብ ኣብ ምድላው ምጽባብቅ መኻይን ትቖጽር

እቲ ንጥፈታት ናይቲ ትካል ፣ድማ ምጽራይ እተን መኻይን ብ ኢድ ግን ብዘይ ፣ ማይ እንታይ ደኣ 100% biodégradables ን ብ microfibresዝበሃል ኣሰራርሓ፣ ኣገልግሎት ይህብ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ኣገዳሲ

ናይ መምርሒ ፍቓድ ፐርሚB ምህላው

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 7 àክሳብ 24 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ዝቀደመ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ኣገዳሲ

ናይ መምርሒ ፍቓድ ፐርሚB ምህላው

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 7 àክሳብ 24 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ዝቀደመ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሰራሕተኛታት ንምዃን

ከምኡ እውን ኣብ ምውዳኣእታ ብ ቐዋምነት ክትቁጸኡ እውን ተኽእሎ ኣሎ እንተደኣ ኮንትራት ናይ (CDDI).ሓሊፍኩም

ኣብ ዓውደስራሕ ተሽከርከርቲ ንምስራሕ ።

እቶም ሰራሕተኛታት ክስልጥኑ ብከመይ ነቲ ስተጠቕሰ ስራሕ ከም ዝዓምዎ

ናይ ውልቃዊ ናይ ስራሕ ህይወት ንምህናጽ

ሓደ ካብ ዓላማታት ናይዚ ትካል ፣ኣብ ምህናጽ ናይ ውልቂ መደባትኩም ምስልጣን እዩ። .ሓደ ንጹር ዝኾነ ጥቡርን ዘስርሕ መደብ ስራሕ ናይ ህወትኩም ኣብ ዝተፈላላየ ጽፍሒ ንምስናይን ኣብ ተግባር ንምውዓልን እዩ።

ሓደ ቀዋሚ ስራሕ እትረኽብሉ ኣጋጣሚ

ሓደ ካብ እቲ ዕላማ ናይ ትካልና ድማ ፣ን እብ ዝተፈላለዩ ዓውዲ ዘለዉ ግን ከኣብ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ስራሕ ተዓንቂጾም ዘለዉ ኣብ ስራሕ ብምስኳዕ ተረባሕቲ ንምግባሮምን ከምኡ ውን ንኽወሃሃዱ ምጽዓርን እዩ። እዚ ተግባራዊ ዝኾነሉ ድማ ከም ከም ሰራሕተኛታት ብምቑጻርን፣ ኣብ ሓደ ንቡር መርስሕ ናይ ስራሕ ንምእታዎምን እዩ። .

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ን ኹትቁጸሩ

ናይ መወዳደሪ ፎርሙላ ምልእዎ https://emplois.inclusion.beta.gouv.fr/

ርከቡና

ንኽትረኽቡና ምስ እትደልዩ ፣ ኣድራሻና (ኢመይልናን ቴለፎንናይ ) ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርኸብዎ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
SINEO

SINEO