ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር ካብ ኣ1 ስጋብ ሰ2 " du A1 au C2"
ምስ ኣ ሰ ሰ አ ሰ አ ACCECE
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር ካብ ኣ1 ስጋብ ሰ2 " du A1 au C2"
ምስ ኣ ሰ ሰ አ ሰ አ ACCECE
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 19 oct. 2021
እንታይ ኢዩ?
እዚ ሞያ ሞያዊ ሽም ዘለዎ ዲፕሎምን ከም ኡድማ ምስክር ወረቐትን ንኽረክቡ የኽእሎም እዩ። ብተወሳኪ እዚ ናይ ትምህርቲ መሰልጠኒ ማእከል ብተወሳኺ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳይ እውን ይህብ እዩ።
እዚ ናይ ትምህርቲ መሰልጠኒ ማእከል፤ ክልተ መለክዒታት ቐሪቡልኩም ኣሎ ፥
- ፊደላት ምምሃርን
- ፈረንሳይ ቋንቋ ንወጻእተኛታት ኤፍ ኤል አ "FLE" : ካብ ኣ1 ክሳብ ሰ2 "du A1 au C2".
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ኣርብዓ 40 ሰዓት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ኣርብዓ 40 ሰዓት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ምምሕያሽ ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይ
ዕድል ስልጠናታት ቋንቋ ፈረንሳይ ደረጃ ኣ1 ሰ2 "A1 au C2 " ክትረክቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ፈተና ናይ ቋቋታት ክትፍተኑ ትኽእሉ ኢኹም።
ከም ኡውን ቅድሚ ፈተና ኣብ ምድላዋትን ደሓር ድማ ምስናይ ኣብቲ እትገብርዎ ፈተና ብዛዕባ ምምሕልላፍን ብቕዓት ናይ ቋንቋ ፍልጠትኩምን ተጠቀምቲ ኢኹም።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ናብዚ መደበር ስልጠና ደብዳሜ ወይ ኢመይል ክት ጽሕፉ ትኽእሉ ኢኹም።
- ኢመይል ኣድራሻ Mail : formation@accece.fr
- ቁጽሪ ተሌፎን Téléphone : 0983666166
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ