ግዝያዊ መጽለሊ ንምርካብ፣
ምስ ብሳላ ረ ኢሎጅ(REiLOGE)፣

ግዝያዊ መጽለሊ ንምርካብ፣

ምስ 
ብሳላ ረ ኢሎጅ(REiLOGE)፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ17 juin 2021

እንታይ ኢዩ?

ረ ኢሎጅ(REiLOGE) ዝተባህለ ማሕበር፣ ሙችዋሊተ ፍራንሴ (Mutualité Française) ብምትሕብባር፣ ክሊ ዕድመ( 18 ክሳብ 30 ) ዑቕባ ውሕስነት ንዝረኸቡ ስደተኛታት ግዝያዊ መጽለሊ ይህብ።

ኣገዳሲ ሓበሬታ፥ መጠናዊ ክፍሊት ስለ ዘለዎ፣ ንምዃን ወርሓዊ ኣታዊ(ሓገዝ)ወይ ድማ መሃያ ክህልወኩም ናይ ግድን እዩ።

ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ፥ እቲ ደረት ናይ ምኽፋል ድማ በዚ ዝስዕብ መዐቐኒ ዝልካዕ እዩ። ንምክራይ
ኣፐኤል (APL ) ማለት ናይ ገዛ ክራይ ሓገዝ ንምርካብ፣ ስፍሓት : ሓደ (T1 25 m2) 25 ሜትሮ ካሬ ዝኾነት ንእሽተይ ክፍሊ፣ ወርሓዊ ክፍሊታ 509 € (hors APL) ኢዩሮ ክኸውን ኣለዎ፣
Colocation : ንናይ ሓባር ገዛ ብዘይ ናይ ኣፐኤል ሓገዝ 322 € par mois (hors APL).

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ነቲ እትካረዮ ገዛኻ ክራዩ እትኸፍለሉ ኣታዊ ወይ መሃያ ምህላው፣

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 30 ዕድመ
ግዜ

ን 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
ኣገዳሲ

ነቲ እትካረዮ ገዛኻ ክራዩ እትኸፍለሉ ኣታዊ ወይ መሃያ ምህላው፣

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 30 ዕድመ
ግዜ

ን 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

መንበሪ ገዛ ንምህላው፣

እንተወሓደ ንሓደ ወርሒ ንበይንኻ ይኹን ምስ ካልኦት ሰባት ብሓባር ኮይንካ እትነብሮ መጸግዒ ገዛ ምርካብ፣

ኣብ ወመዳእት መንበር ገዛኹም ንኽትረኽቡ ከነሰንየኩምን ክንሕግዘኩምን ዝከኣለና ጻዕሪ ክንገብርን ።

እዚ ዕላማ ናይ እዚ መደብ እዚ፣ንተሳተፍቲ እዚ መደብ እዚ ኣብ መዛዘሚ ናይ እዚ መደብ እዚ መንበሪ ገዝኦም ከምዝረኽቡ ምግባር እዩ።

ኣብ ናይ ሓባር ዝኾኑ ባህላውን ጥዕናውን መዳያት ዝድህስሱ፣ መደባት ንምስታፍ ዘክእሉ ምሕዝነትታዊ ርክባት ምፍጣር፣

ኣብዚ መደብ እዚ ብምስታፍኩም እምበኣር፣ ኣዝየን ዝትፈላለያ ንባህላውን ጥዕናውን መዳያት ዝድህስሳን ንስደተኛታት ዝሕግዛ ውልቃውያን ማሕበራት ይኹና ኣብዚ መደብ እዚ ኣዝዩ ዓቢ ተራ ዝጻውቱን ኣገዳሲ ቦታ ዘለዎምን ሰባት ናይ ምርካብ ተኽእሎ ኣሎ።

ናይ ማሕበራዊ ሓገዝ ብቐጻሊ ዘሰንየኹም ሓገዝቲ ሰባት ምርካብ፣

ምስ መሻርኽትና ዋዞ ብሉን(Oiseau bleu ) ኣዶማን(Adoma ) ብምት ሕብባር ኣብ ማሕበራዊ ሞያኹም ዘሰንዩኹም ሓገዝቲ ክትረክቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቦታ፣

ብሓፈሻ ሰለስተ ናይ ሰሪሖም ገዝኦም ዝኣትዉ መንእሰያት(Foyers Jeunes Travailleurs) ተባሂለን ብዝፍለጣ ኣብ ከተማ ኢሰር( l'Isère) ዝርከብ መጸውዒኡ ናይ ሙችዋል ፍራንሴ ብምባል ዝፍለጥ መንበሪ ገዛውቲታት፣ ንተቐማጦ ዞባ ግሮኖብል (grenobloise ) ንዝነብሩ ዝምልከት እዩ።

ምዝገባ፣

ብዛዕባ መስርሕ ናይ እዚ መደብ ሓፈሻዊ ዝኾነ ኣፍልጦን ግምገማን ንኽህልወኩም ምስእትደልዩ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም፣

ስም ኣወሃሃዲት ናይዚ ረሎጀ ዝተባህለ መደብ ጋ ኤል ሞያርድ

Gaëlle Mollard (Coordinatrice du projet Réiloge) ትበሃል፣

ኣድራሻ ኣ ማለት ኢመይል(Email) ክትጽሕፉላን ክትረኽብዋን ትክእሉ ኢኹም፣ gmollard@mutualiteisere.org

ቁጽሪ ስልካ ድማ እዚ ዝስዕብ እዩ፣ 07.63.84.98.06

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Mutualité française Isère
Mutualité française Isère

Partenaires

SALTo -Oiseau Bleu
SALTo -Oiseau Bleu
Insair 38- Adoma
Insair 38- Adoma

Responsable

Mutualité française Isère

Mutualité française Isère

Partenaires