ናይ ቋንቋ ስልጠና ንምርካብን ምስናይን
ምስ ኣተልየ ደ ማኽየነ Marianne

ናይ ቋንቋ ስልጠና ንምርካብን ምስናይን

ምስ 
ኣተልየ ደ ማኽየነ Marianne

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ14 avr. 2021

እንታይ ኢዩ?

ንጥፈታትና ኣብ ምትሕግጋዝን ኣኣብ ምጽንባር ፣ ሕብረተሰብ፣ ከምኡ እውን ኣብ ዓውደ ስርሓት ኣብ ምስታፍ ዘኽእል.ናይ ቋንቋ ትምህህርቲ ንምቕሳምኩም እዩ ።

እቲ ንጥፈታት ን 18 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ ፣ ከከም ናይ እቲ ሰብ ክእለትን ንጥፈትን ዝውሰን እዩ ።

ዕላማ :

  • ምእንቲ ናብ ደረጃታ A2/B1 መለክዒ ናይ ኮድ ኤውሮጳ ንኽትበጽሒን
  • ኣብ ምውህሃድ ሕብረተሰብ ዘሎ ናይ መሰላትኩም ምጥቃምን ግቡእኩም ምትግባርን ኣብ ዓውደስራ ንኽትነጥፉ ምኽኣልን፣ ይተሓጋአዝ

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 18 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 18 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስትምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

እብ ኩሉ ዓውድታት ናይ ቋንቋን ክእለት ማለት ፣ ምዝራብን ምጽሓፍን (Fle) CECRL (ብ መቖቀኒ ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ንምሕላፍኩምን እዩ).

ናይ citoyenne መድደብ ኢንተግሬሽን ወይ ምጥያስ ክሰብሉ

ንምረዳእታን ምምላኽ ናይ ፈረንሳ ናብራን ነተሓሕዘኩም

ኢንተኔት ወይ ድጅታል ዓለም ፣ ንምህር

እቲ ዎርክሾፓት ናይ sociolinguistique ናይ ዲጂታል ዓለም ፣ ብምልላይ ኣኣብ ማሕበራዊ ናብራ ፣ ብርእሰሰኣምማነት ከም እትጥቐምሉ ይገብረኩም ።

ኣብ ካልእ ውሮክሳኦፓት እውን ምስታፍ

ግሩፕ ደ ፓሮል Groupes de parole, ሲነ ደባት ciné-débat, ናይ ጥዕና መደብatelier de santé,ናይ ስራሕ መደብ atelier emploi.... ወዘተ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

እብ ቦታና ኣብ ማሕበርና ፣ማለት ኣብ

Romain Rolland Saint Tronc La Pauline ብምምጻእ

ብ ኢመይል : accueilrrp@synergiefamily.com

ብ ቴፎንን : 04 91 17 05 65 ርኸቡና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
6 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Maison Pour Tous - Centre Social Romain Rolland Saint Tronc La Pauline

Maison Pour Tous - Centre Social Romain Rolland Saint Tronc La Pauline