ኣብ ናይ ሓባር መንበሪ ገዛ ማለት ኣፓርትመንት(appartement) ምስ ጎረባብትኻ ናይ ኣነባብራ መንገዲ ምስትውዓሉን ተጠንቂቕካ ምንባርን፣
ምስ ኣሽ ኤ ኣሽ( H&H ) ዝተባህለ ኣነባብራ ዝሕብር መደብ ትምህርቲ፣
ኣብ ናይ ሓባር መንበሪ ገዛ ማለት ኣፓርትመንት(appartement) ምስ ጎረባብትኻ ናይ ኣነባብራ መንገዲ ምስትውዓሉን ተጠንቂቕካ ምንባርን፣
ምስ ኣሽ ኤ ኣሽ( H&H ) ዝተባህለ ኣነባብራ ዝሕብር መደብ ትምህርቲ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 13 déc. 2021
እንታይ ኢዩ?
ኣቢታ ኤ ኡማኒዝም (Habitat et Humanisme) ዝተባህለ መደብ ምስ መሻርትኽቱ ዝኾና ማሕበራት ብምትሕብባር ኣዝዩ ሃናጺን ጭቡጥን ዝኾነ ከመይ ጌርና ብሓባር ክንነብር ከምእንኽእል ዘረድእ መደባት ስልጠናታት ኣዳልዩ ኣሎ፣
ኣብዞም መደባት ዝድህ ሰሱ ጉዳያት እምበ ኣር እዞም ዝስዕቡ እዮም፣
- ናብቲ እንኣትዎ ኣፓርታሞ (መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ናይ ሓባር ፓላሶ ወይ ደርብታት ዝሓዘን ብዙሃት ነባሮ ዘለዉዎ ገዛ እዩ) ዝርከብ መንበሪ ገዛ ንምእታው ግቡእ ምድላዋት ምግባር፣
-ናይ ጸዓት ማለት ኤሌክትሪክን ጋዝን ብሓፈሻ ካልእን እነህልኾ ሓይሊ ምጥንቓቕን ቁጠባ ምግባርን፣
- ኣብ ናይ ገንዘብ ዓቕምና ብምትኳር ኣታዊናን ወጻኢናን ብምምማይ መጻኢ ፋይናንሳዊ መደባትና ምስራዕ፣
- ወዘተ...
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ኣዘናጋዒ እዩ።
እቲ ስልጠና ኣብ ሓደ ኣፓርተመንት መንበሪ ገዛ እዩ ዝካየድ!
ዘይክፈሎን ብነጻን እዩ።
ዝኾነ ይኹን ናይ ምዝገባ ክፍሊት የብሉን፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና፣
ብቑጽሪ ስልክና ደዉሉልና፣ 03 80 45 85 30
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ