Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

መጽለሊ ንምርካብ

ምስ ሃቢተ ሁማኒተ Habitat et Humanisme

ኣዳላዊ Habitat et Humanisme ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки тому

እዚ ኣብ Habitat et Humanisme ንምክራዩ ሕሱር ዝኾነ ገዛውቲ ዘቕርብ dijonnaise ዲጆን ዝነብሩ ውልቀሰባት ፣ መጻምዲ፣ ቤተሰብ፣ ኣተኩሩ እዩ።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ! :እቲ ክራይ ሕሱር እዩ፣ እዚ ድማ ን ኣብ ቀዋሊ ፣ ኣብ ናይ መንግስቲ ገዛውቲን ናይ ውልቀሰባት ገዛውቲን ንምክራይ ዝኣክል ገንዘብ ንምእካብ ዝዓለመ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ዓይነት ክራይ "plafonnés ውሱን " (ኢዚ ማለት --ደረት ዘለዎ ) ኮይኑ ኣብ ሓደ እዋን እቶም ተክእረይቲ ክወጹ የገድድ።

ነዚ ኣጋጣሚ ኣዚ ንምጥቃም ፣ ኣብ ዘገድድ ኣጋጣሚ እንተደኣ ኣለኹም ኴንኩም፣ እሞ ኣብ d'Habitat et Humanisme ብ ውሑድ ክራይ ክትጸንሑ ደሊኹም፣ ጉዳይኩም ኣብ ኣሲታንስ ሶሻል ኣቕርቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ወይ ብ ቴለፎን 03 80 45 85 30 ደውሉልና

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • maddie bተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nikisተርጓሚ/ሚት
  • aniavilenተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • h&hኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles