ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ፕሮኣክቲቭ Proactive RH

ስራሕ ንምርካብ
እንታዩ’ዩ ?
Proactive RH® ብሳላ ወኪላቱ፣ግዝያዊ ስራሕ በቲ ብ intérimaires, ዝበሃል ዓይነት ውዕል ጸይ ብ ቐዋሚን ግዝያዊን CDD ወይCDI ውዕላት ንመካብ ትሕብዘኩም
እንተይ ዓይነት ስራሕን ከም እትደልዩን ኣንታይ ክእለት ኣለኩምን ምስ ኣዛረበኩም፣ ትካልና፣ ን ሞያኹም ኣብ ተግባር ዘውዕለሉ ሃሰስ ይብል መዳያት የሳልየኩም። dኣማኸርቲና፣ ናብ ዝምእምኣኩምን እትምእምዎን ዝበሎም ትካላት ብቕዓትክኩም ክብ ዝበለ ተቖጸርቲ ንምዃን የየዳልወኩም።
ኣለዉ፣ ብዙሓት ወኪላት ፣ኣብ ዞባ Bourgogne-Franche-Comté : ዲጆን Dijon (2ወኪላትs), እባ ሞንኡ Beaune ን ኣብ በሳኮን Besançon. ከምኡውን ኣብ Orléans.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ኣባላትና ን ዓመዊሎም ብግቡእ ብምእንጋድ፣ ብ ውዕላት ናይ CDD, CDI ወይ ከም ዝቑጸሩ ይገብር፣. ተዓወቱ፣ , ዝተፈላላዩ ስርሓት ብምቑጻር፣ ብ ኽትስልጥኑ ክትሰርሑን ክትቁጸሩን ዓቢ ዕድል ኣለኩም !
ኣብ ቦታ ወኪላትና ብቐጥታ ብምምጻእ ዝግብኣኩም ሓበሬታታ ውሰዱ
i ክፍለጥ ዘለዎ!
ከምኡ እውን ብ ናይ ኢንተርትነና ማለት ናይ Proactive RH®, ምዝጋብ ይከኣል እዩ ፣ ብከምዚ ድማ ድሕሪኡ ዘሎ መደባት ትሕበሩ።
ብ ሓደ ኣካብ ወኪላትና ምጹ፣ ,ምስ ኣብላትና ተራኸቡ፣ እብ ከባቢኹ ምዘሎ ስርሓት ክሰብሉ። ኩሉ ከመይ ከም ዝግበር ሓበሬታ ርኸቡ።
እቶም ምኩራት ኣባላትና ሓደ ወይ ሓንቲ ካብኣቶም ፣ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ዕድላት ንምኽሳብ ክሕግዝኹም እዮም de Proactive RH®.
ከመይ ንገብሮ?
ወትሩ፣ እዋን ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርብቢ፣ ተወዳዳርቲ፣ብሳላ ኣባላትና ንኽእነደኡ ኣብ ዝጥዕመሉም ቤት ጽሕፈት ክንጽበየኩም ኢና።
- ኣብ Beaune ቴለፎን 03 45 56 20 00 - ኣድራሻና 7 boulevard Perpreuil, 21200 ቦኡን Beaune
- Dijon Technique #ቁጽርና 03 71 70 02 40 – ኣድራሻና 30 boulevard de la Marne, 21000 ዲጆን Dijon
- ዲጂን ተሪኣል Dijon Tertiaire & Cadres # ቁጽርና 03 80 42 47 47 - ኣድራሳና 43 rue Elsa Triolet, 21000 Dijon
- ቤሳኮን Besançon ቁጽርና # 03 81 26 90 66 - ኣድራሻና 60 rue de Vesoul, 25000 Besançon
- ኣርልይ Orléans #ቁጽርና 02 38 82 51 51 – ኣድራሻና 138 Av. Capitaine Jean, 45 800 St Jean de Braye
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ