ሰርትፍኬትኩም ኣፍልጦ ንምሃብ
ምስ ኣልፋፓ ደ ልሴረ Afpa de l'Isère

ሰርትፍኬትኩም ኣፍልጦ ንምሃብ

ምስ 
ኣልፋፓ ደ ልሴረ Afpa de l'Isère

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ4 mai 2021

እንታይ ኢዩ?

ማእከል ግምገማ ናይ Eval'Aptitudes de l'AFPA ሓደ ን ናይ ሞያዊ መሰረታዊ ት ገምገማ ንብምድላው ፈተናታት፣ ናይ ቴክኒክ ናይ l'AFPA ንምጽራይ ዝዓዩ እዩ።

  • ናይ ውልቂ ስራሕ ን ስዘርሑ ሰባት
  • ን ሃነጽቲ
  • ን ሰብ ረስቶራንት
  • መልዓልቲ ዓበይቲ
  • ናይ ደሊቨሪ ወይ ዘበጻጽሑ ሰራሕተኛታት
  • ናይ ዲጀታል ክኢላታት

እቲ ናይ ግምገማ ስራህ ን ( ፍርቂ ወይ 1/2 መዓልቲ ) ኮይኑ፣ ን ዝግበኣኩም ሰርትፍኬት ከከም ብቕዓትኩም ማለት እንተደኣ ፣ ምሉእ ብምሉእ ወይ ብ ገለ ክፍል ናይቲ ዝመለኽኩሞ ዓውዲ ሰርቲፍኬት ክወሃብኩም እዩ።

እዚ መደብ እዚ RISING ኣካል ናይ Grenoble Alpes Métropole. እዩ

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን ፍርቂ ወይ 1/2 መዓልቲ ምግምጋም

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን ፍርቂ ወይ 1/2 መዓልቲ ምግምጋም

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ናይ ብቕዓት ሰርቲፊኬት ሓዙ

ሓደ ናይ ምስክር ወረቐት ንምርካብ

ስራሕ ብ ቐሊል ንምርካብ

እቲ ሰርትፍኬት ፣ ብቕዓትኩም ብምምስካር ፣ ኣ\ኣብ ምስታፍ ስራሕ ክሕግዘኩም ይኽእል

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ዝጠቕም ሓበሬታ

i ምላጡፍ ኣገዳሲ! :ኣዚ ናይ ገምገማ መስርሕ ኣዚ፣ ኣብ locaux à Pont de Claix. ዝበሃል ቦታ ዝካየድ ኮይኑ ፣ ኣድራሻና ድማ : 38 Avenue Victor Hugo, 38800 Le Pont-de-Claix እዩ

ርኸቡና

ስደዱልና

  • ናብ Merielle GRELIER: ኢመይል marielle.grelier@afpa.fr

ተኤለፎን 06 85 96 51 57

  • ናብ Sophie GONZALEZ: ኢመይል Sophie.gonzalez@afpa.fr

ተኤለፎን 07 60 21 72 90

  • ናብ Cécile ACETO: ኢመይል cecile.aceto@afpa.fr

ቴለፎን 07 85 43 70 92

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
AFPA Isère

AFPA Isère