ምስ Avec Centre Départemental de Vaccination - ምእንቲ ክትክተቡ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምእንቲ ክትክተቡ

ምስ ምስ Avec Centre Départemental de Vaccination

ኣዳላዊ Unité de Prévention des Maladies Infectieuses ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

በዚ ድማ ካብ ተላባዕቲ ሕማማት ን ምግታእ ጥራይ ዘይኮነ .ንገለ ሕማማት ንከይሕዙና ንምክልኻል እውን ከም ዝጠቅም ዝተረጋገጸ እዩ።

ስለ ዝኾነ ድማ፣ ማእከል ክትትል ናይ ክታበት ዞባዊ ነቑጣ : ነዚ ዝስዕብ

- ናይ ውልቃዊ ልምምድ ሓበሬታ ምርካብ

- እንተደኣ ደሊኹም ፣ ናይ ምኽታብ እዋን ኣገባባትን ጥቕሞምን ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ

ምፍላጡ ዘገድስ እንተደኣ ናይ ክታበት ካርድ ሃልይኩም ሒዝኩሞ ምጹ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ን ናይ ክታበት ሓበሬታ እትኸፍልዎ ገንዘብ ኣየድሊን

ዝኾኑ ካባና እትረኽብዎ ኣገልግሎት ፣ ውጽኢቱ ናይ ሕክምና ምስጢር ንዓኹም ጥራይ ዝምልከቱ እዮም።

እዚ ክታበት ካብ ተላባዒ ሕማማት ንምክልኻል ቀሊልን ውሑስን ውጽኢታውን መገዲ እዩ። ገለ ካብዞም ሕማማት ከቢድ ወይ ውን ቀታሊ ጸገማት ከስዕቡ ይኽእሉ። ግንሳላ ክታበት፡ ተርእዮ ብዙሓት ካብዞም ሕማማት እናነከየ መጺኡ፡ ገሊኦም ከም ፍንጣጣ ዝኣመሰሉ ድማ ምሉእ ብምሉእ ጠፊኦም እዮም።

ከመይ ንገብሮ?

ብ ቁጽሪ ቴለፎን 03.80.28.14.62

ኣብ ዲጆን ምስ ትህልዉ Dijon ብ ቀዋሚ ኣብ :

  • ኣብ Semur en Auxois : 1ይ ረቡዕናይ ንግሆ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ ንግሆ
  • ኣብ Chatillon sur Seine : 2 ረቡዕ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ናይ ኩሉ ወርሒ
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 2 Boulevard Maréchal de Lattre de Tassigny, 21000 Dijon, France
  • 03 80 28 14 62

  • Centre hospitalier, 3 Avenue Pasteur, 21140 Semur-en-Auxois, France
  • 03 80 28 14 62

  • Centre hospitalier, 2 Rue Claude Petiet, 21400 Châtillon-sur-Seine, France
  • 03 80 28 14 62
Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olgamyተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • kerrianተርጓሚ/ሚት
  • captainsalmoተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_886638ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • clat 21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • ashተርጓሚ/ሚት

Liens utiles