ኣብ ከተማ ቡርጎኝ ዝርከብ ማሕበር ሰኩር ካቶሊክ"Secours Catholique Bourgogne" ትርጉሙ ህጹጽ ካቶሊካዊ ሓገዝ ማለት እዩ፣ - ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ፡ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ፡

ምስ ኣብ ከተማ ቡርጎኝ ዝርከብ ማሕበር ሰኩር ካቶሊክ"Secours Catholique Bourgogne" ትርጉሙ ህጹጽ ካቶሊካዊ ሓገዝ ማለት እዩ፣

ኣዳላዊ SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ንምምሃር ወይ ንምምሕያሽ ብደረጃ ዝተዳለወ ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት።

እዚ መደብ እዚ ንሓደሽቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምህሃር ዝዓለመ እዩ፣ ብዝተፈላለዩ ባህላዊን መደባት ዝሃብተመ እዩ።(ንኸተማ ምብጻሕ፣ ዝተፈላለዩ መደባት ብምክያድ )ምስ ንቀጻሊ መሳርሕቲ ክኾኑ ዝኽእሉ ሞያውያን ሰባት ምፍላጥ ወዘተ ዝኣመሰሉ ንጥፈታት ዘካተተ

ወይ ኣውን ን ሰርቲፊኬት ናይ ኣፍልጦ ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕግዝ (DELF) ክህብ እውን ይኽእል እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ፣ ንትሕቲ ዕድመ፣ እውን ፍሉይ ሓገዝ ናይ ትምህርቲ ሓገዝ ናይ ምግባር ተኽእሎ ከም ዘለዎ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ፣ስለዚ ግዱሳት ነዚ ፎርም ክትመልኡ ትኽእሉ ኢኹም። (voir la fiche correspondante de Réfugiés.info ici).

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ ሓደሽቲ ሰባት ምፍላጥ

ኣብ እዋን ትምህርቲ፣ ብመሰረት ደረጃኹም ዝኸይድ፣ ን ፈተና DELF.ንምሕላፍ ዘኽእለኩም ስልጠና ምውሳድ።

.

እቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክላስ፣ ብ ሃብታም ተሞክሮ ዘለዎም መምህራን ዝሃብተመ እዩ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ እዚ ዝስዕብ ካርታ ብምምርኳስ፣ ማለት ብምጥዋቕን ናይ ኣገልግሎት ቦታታትና ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል።

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

Liens utiles