Avec Solidarité Femmes 21 - ዝሰምዕ ሰብ ምርካብ ኣቓልቦን ንግዳያት ዓመጽ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ዝሰምዕ ሰብ ምርካብ ኣቓልቦን ንግዳያት ዓመጽ

ምስ Avec Solidarité Femmes 21

ኣዳላዊ Solidarité Femmes 21 ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ንደቀንስቶ ግዳያት፣ ቃንዛን ስቓይን ፣ ጥርዓንን ብምስጢር ይሰምዕ ከምኡ እውን፣ ናይ ስነ ኣእምሮ ሓገዝ ንኽረኽባ ምእንቲ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት
ብምትሕባር ይሰርሕ።

እንተደኣ ግዳያት ኴንክን በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልክና 03 80 67 17 89 ምድዋል ትኽእላ ኢኽን፣

ንኽሕግዙኽን ቅሩባት ዝኾኑ ሰብ ሞያ ኣለዉ፣ መሰልክን ምእንቲ ክትፈልጣን፣ ዝግባእ ሓበሬታን ምኽሪን ክትሰንቃን፣ ሰማዕቲን ሓገዝቲ ኣካላትን ንኽትረኽባ ምእንቲ፣ ዝሰርሕ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ክትድውላሉ እትኽእላ ቂጽሪ ስልክን እቲ ዝወሃበክን ናይ ምስማዕ ኣገልግሎት እውን ነጻን ብጥርሑን እዩ።

እቲ ምስ እዞም ኣባላትና ኣብ ቴለፎን ዝተዛረብክንኦ እውን ምስጢራዊ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ።

ሰብ ሞያ ክሕግዙኻን ብዛዕባ መሰላትኩም ክሕብርኹም ድሉዋት እዮም።

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም :

ብዛዕባ ናይ ሶሊዳሪቴ ፋም ዕስራን ሓደን (Solidarité Femmes 21) ብዝምልከት ዝያዳ ሓበሬታታት ንምርካብ ኣብዚ መሐበሪ ካርታ ዘለሎ ቀይሕ ነጥቢ ብምጥዋቕ፣ ቆጸራ ውሰዳ፣

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

Liens utiles