ናይ ውልቂ ትካልካ ንምምዕባል
ምስ ል ኣክሰለታተር L'accélérateur ናይ SINGA ፓሪስ Paris

ናይ ውልቂ ትካልካ ንምምዕባል

ምስ 
ል ኣክሰለታተር L'accélérateur ናይ SINGA ፓሪስ Paris

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ22 déc. 2021

እንታይ ኢዩ?

ናይ ውልቂ ትካልካ ብ ቕልጡፍ ክዓቢ ትደልዩ ዶ ?

SINGA ነዚ ሕልምኹን ናይ ምትግባር ቅልጡፍን ፈታኒን ፣ጽልዋ ኣብ ትካላት ብምግባር ዝተፈልጠ እዩ።

ትካላት ን ክዕምብብቡን ንህብርሙን ፣ የኽእል። ከምኡ እውን ናይ ስርዓተ ምሕደራ፣ ክእለት የማዕብል።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 9 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 9 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ከሰንየኩም እዩ

እዚ ዝስዕብ ነገራት ንምኽሳብ ይከኣል :

- ናይ ሓባርን ናይ ውልቂን ኣሰናይነት ንምርካብ

- ናይ ቁጠባ ስትራተጂ ምምኻርን፣ ቁጠባኢ ሓገዝን ምብርካት

- ዕድል ናይ ቁጠባዊ ኣሰናይነት

እቲ መርበብ ንምዕባይ

እቶም ኣነጣጠፍቲ እዚ ዝስዕብ ሓገዝ ይገብሩ

des mises en relation

-ናይ ስራሕ ርክባት ምድልዳል

-ናይ መስርሒ ኦፊሳት ፣ ወይ ናይ ኮ ዎርኪን ቦታት ከም እትቕቐምሉ ምግባር(Kiwanda, ካብ ናይ ኮሮና እውን ወጻኢ )

- ንኣሽቱን ዓበይቲ ምትእኽኻባት ብውዳብን ዝያዳ ምጉላሕን

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

እንተደኣ ነዚ ረቛሒታት እትበቕዑ ኴንኩም ተዓዘቡ

- ናይ ስደተኛ ወረቐት እንተሃልይኩም

- ናይ ቋንቋ ብቕዓትኩም B2 ኣብ ፈረንሳ ወይ ብ እንግሊዝ እንተኾይኑ

- ንጡፋት ምስ እትኾኑ

i ኣገዳሲ ክፍለጥ ዘለዎ! :እቶም ተሳተፍቲ፣ ንምልላይ ብደየኑ እዩ ዝምረጽ

ርኸቡና SINGA Paris

ናብ Louise, ኢመይል ድማ l'adresse louise@singa.fr

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Singa Paris
Singa Paris

Partenaires

Fondations Edmond de Rothschild
Fondations Edmond de Rothschild

Responsable

Singa Paris

Singa Paris

Partenaires

Fondations Edmond de Rothschild

Fondations Edmond de Rothschild