ናይ ትካል ወይ ማሕበርኩም ናይ ቀጻልነት ውሕስነቱ ንምርግጋጽ
ምስ ሲንጋ ፓሪስ SINGA Paris

ናይ ትካል ወይ ማሕበርኩም ናይ ቀጻልነት ውሕስነቱ ንምርግጋጽ

ምስ 
ሲንጋ ፓሪስ SINGA Paris

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ19 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

እቲ `ሕብሓብ SINGA ናይ ፓሪስ፣ ብኸመይ ን ፕሮጀክትኹም ተውሕሱ ከም እቲኽእሉ ንምሕጋዝ፣ : ብ መሰረት ምርጫ ናይ ደያንኡ፣ ብናይቱ ኣሰራርሓ፣ መፈተኒ መድደባት ብምግባር፣ ትብዝሓለፉ ዓመዊላ ዝገበረቶ፣ ንሕብረተሰብንምምዕባል … ምስ ሓብሓብቲ ኣላካት ወነንቲ ትካላትን ንምልላይ SINGA ን ሕብረተሰብ ዘከተት ንጥፈታት ክትገብር ትምነ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ን ኸነሰንየኩም

ብተቲ l'incubateur, ወይ ምጭጫሕ ዝበሃ ልኣሰራርሓ ንኽትከስብሉ

- ንሓደ ኣብ መስርሕ ስራሕ ዘሎ ሰብ ን ምስናይን ወይ ፣ሓደ ሓገዝ ንምግባር

- ንሓደ ሞዴል ዝደሊ ሰብ ብ ነቲ ሞያ ዝፈልጡ ሰባት ኣሳላይነት ምሃብ

ን ሓባራዊ ምዕባሌ

አዚ ናይ ምጭጫሕ ወይ ናይ ምሕጋዝ መደብ እዚ c

-ሓባራዊ ዛዕባ ንምዝታይ

- ናይ ምሁራት ኣኼባ ወይ ዎርክሾፕ ምድላው

-ሓደ ናይ ሓባር መስርሒ ቦታ ምድላው: Kiwanda (ካብ እውን ኮረና ወጻኢ ).

መርበብኩም ንምስፋሕ

እቲ ናይ ምክንኻን መደብ :

- ናይ መርበብ ወይ ርኽኽብኩም ምስ ሰብ ሞያን ከስፍሖኦ እዩ፣

- ምስ ክኢላታት ዓውዲ expert·e·s ከም እትረኽቡ ክገብረኩም እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ተረባሕቲ ንኽንከውን ምእንቲ

- ወረቐት ምስ ዝህልወና

- ናይ ቋንቋ ክእለትና እንተወሓዳ B2 ብ እንግሊዝ ወትፈረንሳ ምስ ዝኸውን

ኣስተውዕሉ፣ ናብ እቲ መደብ ንምጽንባር ፣ ናይ ደያኑ መርስሕ ምሕላፍ ይግበኣኩም

ርኸቡና SINGA Paris ኢልኩም

ናብ ሓላፊት Fahrad,ኢመይል ብምጽሓፍ: fahrad@singa.fr ወይ

ብ ቴለፎን 07 60 39 88 35.

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Singa Paris
Singa Paris

Partenaires

The Human Safety Net
The Human Safety Net
CitésLab
CitésLab

Responsable

Singa Paris

Singa Paris

Partenaires

The Human Safety Net

The Human Safety Net

CitésLab

CitésLab