ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ A2) ምጽናዕ
ምስ ፎርማስዮን A2 ኦፊ OFII

ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ A2) ምጽናዕ

ምስ 
ፎርማስዮን A2 ኦፊ OFII

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ነጻ ዝኾነ ናይ 100 ሰዓታት ናይ ትምህርቲ ሰልጠና ናይ ደረጃ A2 du CECRL (ናይ ኣኤውሮጳ ደረጃ ዝሓለወ ብቕዓት ዘለዎ ) ናይ ኦራልን ጽሑፍን ዝህብ እዩ። ዕላምኡ ድማ ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ናብራኹም ርእስኹም መታን ክትክእሉ እዩ።

i ኣገዳሲ ሓበሬታ! እዚ ሃገራዊ ኮንትራት እዚ ንምሕላፍ ፣ ክትምዝገቡ እንከለኹም (እቲ ዝወሃብኩም ነይ ስልጠና ሰዓታት ቁጽሪ ክንገረኩም እዩ).

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

ናይ 100 ሰዓታት ስልጠና

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

ናይ 100 ሰዓታት ስልጠና

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብነጻ ተመሃሩ

እዚ ስልተና እዚ ፣ ናይ ደረጃ ክእለት ብ ዝወሃብ እዩ CECRL.

ኣብ ውልቃዊ ይህወት ዝጠቕም

ምስ ዝተፈላለዩ ኣገባባት ናይ ኣመሃህራ ዝሰማማዕ

ምእንቲ ምጽሓፍን ንባብ ክትእሉ

እዚ ስልጠና እዚ ምእንቲ ናይ ምጽሓፍን ምዝራብን ብቕዓትኩም ንኽዓቢ ይሰርሕ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ኢንተርኔት ተመዝገቡ

ኣብዚ ቂጸራ ሓዙ : http://a2b1.frateformation.net/formulaire

ብ ቴለፎን

እዚ እዩ ቁጽርና 03.81.82.21.75

ኢመይል

ኣድራሻና

contact@frateformation.net

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
52 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Frate Formation Conseil

Frate Formation Conseil