ምጽናዕ ቋንቋ ፈረንሳ ንምስራሕ ኣብ ፓሪስ
ምስ ምስ Avec Parcours FLE (français langue étrangère) vers l'emploi
ኣዳላዊ Accueil Goutte d'Or ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 moisእዚን ስልጠና እዚ መንእሰያት ኣብ ከሊ ዕድመ ዘለዉ ስደተኛታት ካብ 16 ክሳብ 25 ኣብ ፓሪስ ዝነበሩ ወይ/ ኣድራሻ ኣብኡ ዘለዎም ንምዃን ዝዓለመ መደብ ምእንቲ እዚ ዝስዕብ ተግባራት ይሕግዝ
- ንምምሕያሽ ኣብ ምዝርራብን ጽሑፋውን ቋንቋ ፈረንሳ ንከመሓይሹ መሓይሹ
- ኣብ መደብ እዚ ብምስታፍ ናይ ምጽሓፍን ናይ ዝርርብ፣ ከምኡ እውን፣ ዲፕሎም (DELF)ናይ ደረጃ A1 ወይ A2). ዲፕሎም፣ ምርካብ።
- ርእስኹም ብምኽኣል ነጻ ምዃን
- ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ኣነባብራ፣ ብዝያዳ ንኽትፈልጡን።
- ከምኡውን ናይ ውልቂ ማለት ናይ ስራሕን ትምህርቲ መደባትኩም ንዝጠቕም ኣፍልጦ ንክትቀስሙ ዝዓለም እዩ።
ኣዝዩ ሓበሬታ
ዝስዕብ እዋን ናይ ትምህርቲ መደባትናur notre site. ኣብ ወብሳይትና ተወከሱ
ሰኑይ 9h30 - 12h30
ሰሉስ 9h30 - 12h30 ከምኡውን 13h30 - 16h30
ረቡዕ 9h30 - 12h30
ሓሙስ 9h30 - 12h30 et 13h30 - 16h30
ዓርቢ 9h30 - 12h30 ኮይኑ ብተወሳኺ ካብዚ ሰዓታት እዚ ወጻኢ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ውልቀድ ሰባት ዝተሓዝአ እዩ
ዝስዕብ እዋን ናይ ትምህርቲ መደባትናur notre site. ኣብ ወብሳይትና ተወከሱ
ሰኑይ 9h30 - 12h30
ሰሉስ 9h30 - 12h30 ከምኡውን 13h30 - 16h30
ረቡዕ 9h30 - 12h30
ሓሙስ 9h30 - 12h30 et 13h30 - 16h30
ዓርቢ 9h30 - 12h30 ኮይኑ ብተወሳኺ ካብዚ ሰዓታት እዚ ወጻኢ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ውልቀድ ሰባት ዝተሓዝአ እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 26 rue de Laghouat, 75018 Paris, France
- 01 42 51 87 75
- severine.zouaoui@ago.asso.fr
Chargement de la carte...
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
mesoተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kaminska.yuliia@chnu.edu.uaተርጓሚ/ሚት
agoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ