ባህላዊን ስፖርታዊ መደባት ንምግባር፣
ምስ ላሊግ ኣንሰኝሞ ደልሰር (La Ligue de l'enseignement de l'Isère)፣
ባህላዊን ስፖርታዊ መደባት ንምግባር፣
ምስ ላሊግ ኣንሰኝሞ ደልሰር (La Ligue de l'enseignement de l'Isère)፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 21 juil. 2022
እንታይ ኢዩ?
ማሕበራዊ ፣ ባህላዊ ንጥፈታት ዘክዝተተ ንጥፈታት ( ምራይ ሲነማ፣ ፣ ናይ ሙዚቃ መደባት ) ስፖርታዊ ንጥፈት ( ኩዕሶ እግሪ፣ ምሕንባስን ) ወዘተ።
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 10 ናብ 60 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
38 - Isère
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 10 ናብ 60 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
38 - Isère
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሌላ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ይፈጥር፣
ምስ ቅድሚ ሕጂ ዘይትፈልጥዎም ሰባት ብምርኻብ ፣ዘኽእል ኣጋጣሚ ተራኺንኩም ንምዝንጋዕን ምእንቲ ክትክእሉ።
ነታ እትነብሩላ፣ ወይ ኣአንጋዲት ዞባ ኣከባቢ ብዝያዳ ምፍላጣ ይሕግዝ፣
እትቲ ዝተፈላላይየ ንጥፈል ፣ ዘለዎ ኣጋጣሚ፣ ነታ እትነብሩላቦታን ኣከባቢኣኣን ብግቡእ ንምፍላጥ ጽቡቕ ኣጋጣሚ እውን ይኾነልኩም እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብ መርበብ ሓበሬታና ፣ ኢመይል ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም፣
ነዚ ኣድራሻ ናይ ኢመይል ስደዱልና
Mail : hospitalite@laligue38.org
ደውሉልና እውን
ቁጽሪ ስልክና : 07 49 49 96 62
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ