ኣብ ምትእትታው ስራሕ ሓገዝ ምርካብ፣
ምስ ብምትሕባር Initiatives et Développement ዝበሃል መደብ፣

ኣብ ምትእትታው ስራሕ ሓገዝ ምርካብ፣

ምስ 
ብምትሕባር Initiatives et Développement ዝበሃል መደብ፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ19 juil. 2021

እንታይ ኢዩ?

ኤረሳ ተባሂሉ ዝፍለጥ ወርሓዊ ስራሕ ንዘይብሎም ስደተኛታት ዝግበር ናይ ገንዘብ ሓገዝ እዚ ኢኒስያቲፍ ኤ ደቨሎፕመንት ዝጽዋዕ መደብ (Initiatives et développement) ኣብ ማሕበራዊ ቁጠባን ሕብረተሰባዊ፣ ናብ ሞያዊ ዓለም ምውህ ሃድን እተሰን የኩም ኣማኻሪት፣ኣብ ማሕበራዊ ሞያ እተሳልየኩም በዓልቲ ሞያ ፍልይቲ ኣማኻሪት፣ ከም ኡውን ስነ ኣእምሯዊ ሓኪምን ሓጋዚትን፣ ወለንተኛታት ተሓጋገዝቲን ዝ ኣመሰሉ ፍሉያት ኣማኸርቲ ዝሓቖፈ ኣባላት ዘለዉዎ መደብ እዩ።

ዕላማኡ ድማ፣ ኣብ ሓፈሻዊ ዓውዲ ስራሕ፣ዝዓለመ ደገፍ ይገብር።

  • ብውልቀሰብ ደረጃ ምኽሪ ይህብ
  • , ማሕበራዊ ስልጠና ናይ ቋንቋ መደባት የካይድ
  • ኣብ ስነ ኣእምሮኣዊ ምኽሪን ማዕዳን ይህብ
  • (ካብ 2021 ጀሚሩ ድማ ). ናይ ኮምፑተር ስልጠናታታ ይህብ፣

ማሕበርና ንስደተኛታት፣ ሓደሽቲ መጻእቲ፣ ብ ኤረሳ(RSA) ተባሂሉ ዝፍለጥ ወርሓዊ ስራሕ ንዘይብሎም ስደተኛታት ዝግበር ናይ ገንዘብ ሓገዝ ዝነባበሩ ሰባት፣ ን ደለይቲ ስራሕን፣ ንተቐማጦ ኸተማ ኦርሊዮንን ከባቢኣን፣ ሰባት ኣጋልግሎት ንምሃብ ዝዓለመ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 70 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

45 - Loiret

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 70 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

45 - Loiret

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት፣ ናይ ስራሕ ዓለምን ፣ ሞያዊ ደገፍ ክትረኽቡ ኢኹም።

ብውልቂ ይኹን ብሓባር ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት፣ ናይ ስራሕ ዓለምን ፣ ሞያዊ ደገፍ ንምርካብ እትሳተፍዎም ማሕበራውያን ንጥፈታት፣ ናብ ሞያ ዝቐንዑ ናገራት እንታይ ዝኣመሰሉ እዮም።

እቶም እትረኽብዎም ጥቕምታት ድማ

  • ኣብ ሕሉፍ ናይ ውልቅኹም ናይ ስራሕ ልምድታትኩምን ተመኩሮታትኩምን ዝገልጽን ስራሕ ንኽትረኽቡ ዝሕግዝ ሓበሬታ ማለት ሲቪ(CV) ዝበሃል ኣብ ምድላው፣
  • ናይ መሰነይታ፣ ወይ
    ስለምንታይ ነቲ ፍሉይ ስራሕ ክትሰርሕ ደሊኻ ዝሕብር ደብዳቤ ምጽሓፍ፣
  • ኣብ ምድላይ ስራሕ ምሕጋዝ፣
  • ኣብ ምምሕዳራዊ ኣብያተ ጽሕፈታታ ምስናይ፣
  • ከምኡውን ምስ ዝተፈላለያ ናይቲ ዞባኹም ማሕበራት፣ ንኣብነት ከም ላ ካፍ(la Caf) ማለት ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ቤተሰባትን መሰላቶምን ሓገዛቶምን ዝምልከቶን፣ ፖል ኣምፕልዋ(Pôle emploi) ማለት ቤት ጽሕፈት ደለይቲ ስራሕን ዘጠቓለለ ሓገዝን ጥቕምታትን ወዘተ... እዩ።

ምስ ሓደ ናይ ስነ ኣእምሮ ፣ በዓል ሞያ ንምርኻብ ትደልዪ፣

ምስ ናይ ስነ ኣእምሮ ፣ በዓል ሞያ ንምርኻብ ፣ ኣብ ጥዕናዊ መዳይ ፣ ብትሑት ዋጋ ኣገልግሎት ከም እትረኽቡ ምግባር፣

ፍሉይ ናይ ስነ ኣእምሮ ኣዊ ሓገዝ፣ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ጥዕናዊ ኩነታትኩም ስፍሕ ዝበለ ምርመራን ሓገዝ ንምርካብን ዝጽዕርን ከምኡ ድማ ኣብ ጥዕናዊን ይኹን ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድላትኩም ዘጽብቡ ጉዳያት ሓገዝ ዝህብን ኣፍደገ ዝኸፍትን መደብ እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ሓደ ስሩዕ ሓገዝ ወይ መደብ ምስናይ፣

ኣብታ ፈለማ ናብ ማሕበርና እትመጹላን ምሳና ንምዕያይ መደብ እንገብረሉን ጉዕዞ ንምጅማር መደባትና እነፍልጠኩምን ምሳኻትኩም ድማ እንዝትየላን መዓልትን፣ ብዛዕባ ክትገብርዎም ዘለኩም ጉዳያትን መጻኢ መደባትኩምን ብንጹር ኣለሊኹምን ብሩህ ዝኾነ ጉዕዞ መጻኢ ሂወትኩም እትጅምሩሉ ግሉጽ ዝኾነ ሓበሬታ ከነርእየኩምን ክንሕብረኩምን ኢና፣

ምእንቲ እቲ ዝግብኣኩም፣ ኣገልግሎትን ደገፍን ክትረኽቡ፣ ኣብ ዕላማ ዘለዎ ጉዳያት ኣለሊኹም ክትሰርሑን፣

ከምኡ እውን ፣ ናይ ቋንቋን ካልእ ስልጠናታትን ናይ ስነ ኣእምሮኣዊን ማሕበራዊን፣ መክሰባት ክትከስብሉን ምእንቲ፣

ቑጽሪ ስልክና : 0238215859

  • ኣብ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ እንልእኸሉን እንቕበለሉን ኣድራሻና ማለት ኢመይልና እዚ ዝስዕብ እዩ፣ : contact@initiativesetdeveloppement.com
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Initiatives et Développement

Initiatives et Développement