ኣብ መስርሕ ናይ ምምሕዳራዊ ወረቓቕቲ ንምሕጋዝ
ምስ LAIR - ምንጪ መስተንግዶትን ፣ ምሕጋዝ ስደተኛታታ

ኣብ መስርሕ ናይ ምምሕዳራዊ ወረቓቕቲ ንምሕጋዝ

ምስ 
LAIR - ምንጪ መስተንግዶትን ፣ ምሕጋዝ ስደተኛታታ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ24 févr. 2022

እንታይ ኢዩ?

Le LAIR ሓደ ፣ መአንገዲን መሐበሪን ቦታ ፣ pour les personnes ን ስደተኛታት ፣ ሰብ ወረቐትን ፣ ኣብ Hauts-de-France (ናይ ስደተኛ ወረቀት ን ዘለኩም protection subsidiaire, apatride, ኣባላት ቤተሰብኩም ስደተኛታት ዝኾኑወዘተ). ኣገልግሎት ዝህብ ማሕበር እዩ።

ንጥፈታትና :

- ሓገዝን ደገፍን ኣብ ማሕበራዊ መሰላት ናይ ስደተኛታ ፣ ጥዕና ፍትሒ፣ (መሰል ናይ ምቖኧብ፣ ናይ ቤተሰብ ሕብረት ወዘተ.)

- ስራሕን ትምህርቲን ንምርካብ ዕድል ምሃብ

-ኣብ ናይ ውልቃዊ ሞያ መደብ ንምትግባር ምስላጥ

- እባ ምስትምሃር ቅቋንቋ ፈረንሳ (FLE) ምሕጋዝ

- ናብ ባህላዊን ወይ ስፖርታዊ ወይ ናይ ምዝንጋዕ መደባት ምክያድ

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ሞያዊ ስልጠናታት ምስታፍ

ኣብማት ናይ LAIR ምኩራት እዮም ኣብ ምስናይ መሕበራዊ ንጥፈታት፣ ስድደተኛታት
፣ ንናይ ቑዕባ መሰሎም ዝተሓለወሎም ሰባትን ፣

ንምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ማሕበርና ሓድ ናይ FLE ናይ ቋንቋ ስልተና ን MERCURE ንዝበሃል መደብ ናይ A0, A1ከምኡውን A2 ኣሎና ፣ ንዛዕባ እዚ ዝርዝራት ኣብ ናይ ፍረንች ኣንፎ ብምጥዋቕ ረኣዩ(voir fiche Réfugiés.info).

ጠበቓን ናይ ምህላው መሰልኩም

ኣባላትና፣ LAIR ብ ውልቅኹም ከሰንየኩም እዩ ኣን dማሕነራዊ ኣገልግሎትኩም ብግቡእን ንምጥቃምሓደ መስርሕ ናይ ሕጊን ሕክምናን ንምርካብ።(CAF, Pôle Emploi, Impôts, CPAM, ናይ ቤተሰብ ምምጻእን ከምኡው፣ ኣብ ምርካብ ዜግነትን ካልእን ንተሓባብረኩም .)

ን ናይ ውልቃዊ መድብኩም ትግባሬ እን ንተሓባበር

ኣባላትና LAIR ምሰ መጻምድና ከም እዚ COOPTALIS, par le biais du projet MERCURE (voir fiche Réfugiés.info) ኣብ ናይ ፍረች ኣንፎ ተወከዱ፣ , ንምህናጽ ናይ መጻኢ መደብኩም ንሕግዝ

ኣብ ምድላይ ገዛን ሳራሕን ንተሓጋገዝ

ኣባለት LAIR ኣብ ምድላይ ስራሕ ኮነ ገዛ ኣብ ምርካብ የሰንይኹም ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምሳና ብ ቴለፎን ቆጸራ ሓዙ

ብ ቴለፎን ጥራይ ኢና ቆጸና ንቕበል ብ 03 20 56 01 44.

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

LAIR