ናይ ቤት ፍትሒ ኣሰናይነት ምርካብ
ምስ ብምትሕብባር Atelier juridique de l'agora

ናይ ቤት ፍትሒ ኣሰናይነት ምርካብ

ምስ 
ብምትሕብባር Atelier juridique de l'agora

እንታይ ኢዩ?

l'Agora du Secours Catholiqueብ ወለንተኛታት፣ ጠበቓታት ዘለዎ ማሕበር
እዩ። ኣብ ሕጋዊ ዝኾነ ጉዳያት ምኽሪ ይህብ። ሓይልና ድማ ኣብ ምሕታት ናይ ዑቕቢ መሰል ፣ናይ ስደተኛ ካርዲ መሰል፣ ናይ ምሕዳስ
መሰል፣ከምኡ እውን ናይ ይግይ ሕቶን ካልእን ፣ንምጥባቕ ማዕጽኡ ክፉት እይዩ l'agora ኣብ ከተማ Cantal
ከምኡ እውን Puy ናይ Dôme ዝበሃል ቦታታት።

ንመን ኢዩ ፧

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

63 - Puy-de-Dôme

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

63 - Puy-de-Dôme

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

መሰልኩም ንምፍላጥ

ወለንተኛታት ጠበቓታትና መሰልኩም ከፍልጥኹም እዮም

ናይ ምምሕዳር ወረቐት ምስናይ ምድጋፍን።

ወለንተኛታት ጠበቓታትና፣ ኩሉ ደረጃታታ ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲን መስርሕን ብምኽታል መሰልኩም ከፍልጥኹም እዮም ከሰንይኹምን እዮም ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምጹና!

ኣብ l'Agora ኩል ግዜ ሰኑይ ናይ ንግሆ ካብ ሰዓት

9h ክሳብ 11 ን 30 ከምኡ እውን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ርኸቡና

70 Rue Fontgieve, 63000 Clermont-Ferrand, France

ወረቐትኩም ዘይምርሳዕ

Afin de travailler le plus efficacement possible, n'oubliez pas de prendre vos papiers avec vous : passeport, récépissé...

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Secours Catholique Cantal Puy de Dôme
Secours Catholique Cantal Puy de Dôme

Partenaires

Responsable

Secours Catholique Cantal Puy de Dôme

Partenaires