እናኸሸነና፣ ምስ ስራሕን ባህሊን ንወሃሃድ
ምስ ዩ.ሚ You.Me
እናኸሸነና፣ ምስ ስራሕን ባህሊን ንወሃሃድ
ምስ ዩ.ሚ You.Me
እንታይ ኢዩ?
You.Me ን ወረቀት ዘለዎም ስደተኛታት፣ኣብ ናይ ፈረንሳ ኣከሻሽና ፣ ን ስራሕን ትምህርቲን ክህብ እዕድመኩም
ን ፍልጠትኩም ናብ ክእለት ክንቅይሮ ኢና፣ናይ መላእ ኣከሳሽና፣ናብ ዘይርሳዕን ሞያዊ ጉዕዞ ከነሰጋግረልኩም ኢና።
ሞያኹም ንምምዕባል!
You.Me ን ነገራት ናብ ተጠልብቲን ሞያዊን ዝቕይር መደብ እዩ፣ ንሕና ን ባህላዊ ኣከሳስና ፈረንሳ ከነፍልጠኩም, ከምኡ እውን ብእኡ ዝመሓላለፍ ባህላዊ ነገር ነውርሰኩምን ፣ እዚ ኣብ መላእ ዓለም ዝተፈልጠ ፍልጠትና ድማ ከነስርጸልኩም ንኽእሊና።
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ
ካብ 6 ክሳብ 24 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
35 - Ille-et-Vilaine
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ
ካብ 6 ክሳብ 24 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
35 - Ille-et-Vilaine
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ዘዐውት ሞያ ንምቕሳም
ን ምውህሃድ ምስ ሕብረተሰብን ንምርካብ ሞያን ገንዘብን ብዘዐውት መገዲ፣ ምሳና ተጓዓዝዎ
ሓድሽ ነገር ከኣሉ
ኣብ ናይ ምኽሻን ዓለም ንምፍላጥን ፣ ኣብ መላእ ዓለም ዘስርሓኩም ኣከሻሽናን ከኣሉ
ን ስደተኛታት ናብ ናይ ሬስቶራንት ስራሕ ን ምስታፍ
ምሳና ምስ You.Me, ኮንትራት ንዝፈረሙ ስደተኛታት ፣ ነሰልጥንን ስራሕ ን ኽረኽቡ
ክሳብ መወዳእታ ነሳሊን ነሰኒን ፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
እንተደሊኹም ተመዝገቡ
ኢመይል contact@you-me.fr
ብምልኣኽ
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ