Panneau de gestion des cookies

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ (Langophonie) ላንግፎን

LANGOPHONIES
ኣዳላዊLANGOPHONIES

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 6 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 4 መዓልቲ ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ

ባህሊ ፈረንሳ ኣብ ሬን Rennes ዝተባህለ ቦታ ምጽናዕ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць тому

እንታዩ’ዩ ?

ስነጥበባዊ ነጸብራቕ፣ ንባህሊ ሃገረ ፈረንሳ ዘላሊ፣ መደብ ምስ እዞም ዝስዕቡ ረቝሕትታት ተሳንዩ ይኸይድ

· ናይ ምዝርራብ፣ ልምምድን ፣ ትያርን ፣ ፍሉያት ኣደማምጻታት

· ብጻዕቂ ናይ ኢድ ጽሑፍ ምጽሓፍን ምዝውታርን፣ ጽሑፍ ሓረጋት ምምሃር

· ስነ ጥበባዊን ቦታታት ምብጻሕን ስነ ጥበባውያን ሰብ ሞያ ምልላይን፣

· ናይ ዲጂታል፣ (e-book ) ተባሂሎም ዝፍለጡ መጻሕፍቲ ምጽሓፍ ዎርክሾብ ምስታፍ።

·

ንምንታይከ የዘገድስ?

ጽዑቕ ስልጠና!

ኣብ ሰሙን 4 መዓልታት ፣ ሰኑይ: ሰሉስ:ሓሙስ:ንዓርቢን ፣ሰዓታቱ ድማ ካብ

ሰዓት 9 ክሳብ 12 ። ብ ጠቕላላ ን 11 ሰዓታት

ኣብ ከተማ ሬን (Rennes) ዝረከባ፣ ባህላውያን ማእከላት ብዑደት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ምርኢታትን፣ ቤተ መዘክራትን ነዛውር።

ቋንቋ ፈረንሳ እናኣጽዕናኩም

ኣብ መወዳእታ ድማ። ናይ ስራሕ መደባትኩም ንምዕዋት ክንሕግዘኩምን ኢና።

ከከም ሞያኹም ፣ስለጠና ኣብ ምርካብ ክንተሓባበረኩምን ክንሕግዘኩምን ኢና።

እንተዘይኮይኑ ድማ (B2) ደረጃ ክእለት ቋንቋ ንምምሃር ቀዳምነት ከምዝወሃበኩም ክንገብር ኢና።

ከመይ ንገብሮ?

ውደረጃ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕብር ዶክመንት ሑዝኩም ብምምጻእ ቐጥታ ምምዝጋብ ትኽእሉ ኢኹም። ወይ ኣውን እቲ ዘለኩም ደረጃ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕብር ዶክመንት ኣቕርቡ።

በዘን ዝስዕባ ቁጽሪ ስልክታትና ክትድዉሉልና ትኽእሉ ኢኹም:

  • ቴሌፎን 02 99 86 18 82
  • 07 74 81 92 96 ናይ ዋት ስ ኣፕ(whastapp) ይከኣል እዩ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
fairouzfairouzተርጓሚ/ሚት
frédérique pharabozfrédérique pharabozተርጓሚ/ሚት
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት