ሓጋዝ ምርካብ ምስላጥ ኣብ ቤት ጽሕፈታት
ምስ መሳርሒ ምስ
እንታይ ኢዩ?
ንጥፈታት መሳርሒ ( ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንጥፈታት፣ ናይ ስራሕ ፣ ተቀማጢ\ት ዜጋ ንሙኻን ፣ ብፍሉይ ንረፍጂ ስዴተኛታት ናይ ዑቕባ ንዝረኸቡ\ባ ኣብ ኵሉ መዳይ ናይ ምስላጥ ሓገዝ ምርካብ ፣ ናይ መንበሪ ገዛ ፣ ኣብ ክፍሊ ጥዕና ፤ ናይ ስድራቤት ፣ ናይ ስራሕ ፣ ቃንቃ ፈረንሳይ ፣ መጎዓዝያ…
ነዞም ዝስዕቡ ንምርካብ ኣብ ዞባ ላ ኡት ሶን ክትቅመጡ\ጣ ኣለኩም\ክን ::
ንመን ኢዩ ፧
6 ወርሒ ኵሉ ግዜ ኣብ 3 ወርሒ ይሕደስ
ዞባ\ ዴባርትሞ
70 - Haute-Saône
ኣብ መንብሪ ገዛ መጺኻ ሓገዝ ምርካብ ይከኣል ኢዩ ::
6 ወርሒ ኵሉ ግዜ ኣብ 3 ወርሒ ይሕደስ
ዞባ\ ዴባርትሞ
70 - Haute-Saône
ኣብ መንብሪ ገዛ መጺኻ ሓገዝ ምርካብ ይከኣል ኢዩ ::
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ርእሰ ምሕደራ ሙኻን ነብስኻ\ኺ ምኽኣል
ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲ ምስልሳል ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ሓገዝ ምርካብ፣ ወይ መንበሪ ገዛ ንምርካብ ፣ ኣብ ናይ ክንክን ጥዕና ፣ ናይ ስድራቤት ፣ ምዝንጋዕ ፣ ትምህርቲ ቃንቃ ፈረንሳይ ፣ ምሕደራ ናይ ቁጠባ፣ ናይ ባህሊ ካልእን …
ምስና ኵሉ ነገር ክኽወን ይኽእል ኢዩ !
ኣብ መንብሪ ገዛ ብውልቃዊ\ት ቆጸራ ክንብገርለኩም\ክን ንኽእል ፣ ኣብ ሓደ ቦታ ተመጣጣኒ ዝኾነ ምስ ኵነታትኩም\ክን፣
ወይ ኣብ ማእከል ቤት ጽሕፈታት ፣ ኣብ ዝኾነ ዓይነት ጸገም ንዘጋንፈኩም\ክን ሓገዝ ምርካብ ::
ሓደ ፕሮጀክት ናይ ሞያዊ\ት ምዕባይ
ሓደ ፕሮጀክት ንምሃናጽ ድልየት ኣለኩም\ክን ዶ ፣ ብዛዕባ ኮርስ ትምህርቲ ፣ ወይ ስራሕ ንምርካብ ፣ ክትምዝገቡ\ባ፣ ናይ ፖል ኣምፕልዋ ኣክችዋሊዘ ንምግባር ደክላረ ንምግባር ኣብ ፖል ኣምፕልዋ ፣ ሲቪ ንምጽሓፍ ወይ ሓደ መሰነይታ ስራሕ ንምድላይ ፣ ኮርስ ትምህርቲ ናይ ተግባር ፣ ናይ ውድድር ንምቅራብ ብ ኣካል ወይ ብ ኢንተርነት ኦን ላይን ስራሕ ንምርካብ ::
ምስና ኵሉ ነገር ክኽወን ይኽእል ኢዩ !
ኣግልግሎት ናይ ኣቨ ኡ ሰ AVEC ምስ ዝተፈላለዩ ማሕበራት መሻርኽቲ ናይ ደባርትመንት ዞባዊ ኣብ ስራሕ ናይ ሞያዊ\ት ምትእታው ብትኩረት ኣብርቲዑ ይሰርሕ ::
ምድላዋት ኣብሊጽካ ምርኣይ ናይ ምውፋር
ኣውቶቡስ ሞጎዓዝያ ክትወስዱ ትደለዩ\ያ ዶ ? ትርየን ባቡር ? ብሽክሌታ ክተገዝ ኡ ትደልያ\ዩ ዶ ? ናይ ኤልተሪክ ትሮቲነት ? ኮድ ናይ ቃል መምርሒ ፍቃድ ? ናትኩም\ክን ናይ ቅድም መምርሒ ፍቃድ ክትቅትሩ\ራ ትደልዩ\ያ ዶ ? ምስና ኵሉ ነገር ክኽወን ይኽእል ኢዩ !
ንጥፈታት መሳርሒ AVEC ካብ 2019 ዓመት ትምህረት ጀሚሩ ብዛዕባ ምውፋር ናይ ሞጋዕዝያ ሰሪሑን ይሰርሕን ኣሎ ፣ መምርሒ መሐበሪ ን ዓኹም\ኽን ንምሕጋዝ ተዳልዩ ኣሎ ::
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብ ኢመይል ኣድረስ ወይ ብ ቁጽሪ ተሌፎን ርኸቡና
በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ተሌፎን 07.86.47.93.39 ወይ ብ ኢመይል ኣድረስ mc.simard@orange.fr.ርኸቡና::
ናይ ስራሕ ሰዓታት
ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9h ክሳብ 17h.ዘሎ ግዜ ርኸቡና ::
ናይ ድጋፍ ሓገዝ ክትረኸቡ\ባ ኣለኩም\ክን ::
ኣብ ዞባ ኡት ሶን ክትቅመጡ\ጣ ድልየት ኣለኩም\ክን ዶ ? ምስ ናትኩም\ክን ኣሲስታን ሶሲያል ካብ ምዝራብ ኣይትጠራጠሩ ወይ ምስ ናትኩም\ክን ኣማኻሪ\ት ናይ ፖል ኣምፕልዋ ፣ ወይ ምስ ዋና ገዛ ከም ኡውን ንትፈልጥኹም\ኽን ::
ናይ ቆጸራ መደብ ግበሩ\ራ ::
ዞባ ኡት-ሶን ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማ ኣግልግሎት ተዳሊዮም ኣለው : ሉር ፣ ቨሱል ኦሪ ኩር ፤ ሳንት ሉፕ ፣ ሰሙዝ፣ግረይ ፣ፍራንዝ ነ ሉ ሻቱ ፣ ካል እን ከተማታት …
ናብ መንበሪ ገዛ ናይ ዑደት መደብ ተዳሊዮም ኣለው ከ ከም ኵነታቱ ድለየታት ንምምላእ ኣድላዪ እንተ ኾይኑ ::