ደገፍ ኣብ እዋን ስራሕ ኣብ ምድላይ ስራሕን ንምርካብ፣
ምስ ብሳላ ፒየትራ(Pietra)፣

ደገፍ ኣብ እዋን ስራሕ ኣብ ምድላይ ስራሕን ንምርካብ፣

ምስ 
ብሳላ ፒየትራ(Pietra)፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ7 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

ፒየትራ(PIETRA) (ሓደ ማሕበር ኣብ ትሕቲTTRAvail. ኮይኑ )፣ዕላምኡ ድማ : ምስ ንስደተኛታት ከሰልጥኑ ንዝደልዩ ትካላትን ኣስራሕቲን ብምትሕብባር፣ ምስ ስደተኛታት ብምርኻብን ነቶም ስደተኛታት ድማ ብንስራሕ ብቑዓት ንኽኾኑ ንምግባር ምስልጣን እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ናይ ባንኪ ሕሳብ፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 63 ዕድመ
ግዜ

ንዓሰርተ ኽልተ ኣዋርሕ (12) ኣዋርሕ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

63 - Puy-de-Dôme

ኣገዳሲ

ናይ ባንኪ ሕሳብ፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 63 ዕድመ
ግዜ

ንዓሰርተ ኽልተ ኣዋርሕ (12) ኣዋርሕ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

63 - Puy-de-Dôme

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ መዓልታዊ ጉዑዞ ናብራይን ትምህርተይን ስርሐይን ብዝምልከትን ቀጻሊ ዝኾነ ምዕባለን እፈጥር፣

• ደገፍ ን መዓልቦ ዘለዎ መደብ ስራሕ፣ ኣብ ምምዕባል ቀጻልነት ብቕዓት ምርግጋጽ፣

- ተግባራዊ ስርሓት ናይ ዓውደመጽናዕቲን፣ ተግባራዊ ምርኢትን ምብጻሕ ትካላትን

• ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ምዕባለ ከይዕንቀጹ፣ነቶም ተመሃሮ ደገፍ ምግባር

- ዎርክሶፓት ናይ፣ ምክትታልን ምስልጣንን መደባት

• ስራሕ ንኽረኽብሉ ዝኽእሉ መገድታት ምፍጣር፣

- ብሳላ ወላንታውያን ተሓባበርቲና ከም ዝኸስቡ ንምግባርን

ነቶም ትካላት እውን ፣ ብቕዓት ዘለዎ ተወዳዳሪ ሰራሕተኛ ንምርካብ ምሕጋዝ፣

• እቶም ኣስራሕቲ ዝደልይዎዘለዉ ብቕዓት ኣብ ምጥራይ ይሕግዝ

• ብመሰረት ጠለብ እቲ ስራሕ ንዕኡ ዝበቅዕ ሰራሕተኛ ምምልማል

• ነቲ ሰራሕተኛ፣ ስራሕ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን ብምስናይ ከም ዝወሃሃድ ምግባር

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ እቲ ቦታ ይኹን ቆጸራና

ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻና ይኹን ቆጸራና፣ብደሓን ምጹና፣

11 avenue Léonard de Vinci 63000 Clermont-Ferrand

ብቴለፎን እውን ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፣

በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልክና : 0428701864 ክትድውሉልና ትኽእሉ ኢኹም

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Association CeCler

Association CeCler