ናይ መጓዓዝያን ምንቅስቓስን ደገፍ፣
ምስ ባሳን ዲጆነ ዝተባህለ ፣ንተቐማጦ ከተማ ዲጆን ናይ መጎዓዝያ ኣገልግሎት ዝህብ መደብ፣ (Plateforme mobilité du bassin dijonais)፣
እንታይ ኢዩ?
እዚ መደብ ሰባት ርእሶም ክኢሎም ናብ ጭቡጥን ንነዊሕ ግዜ ዝቕጽልን ብቐሊሉ ናብ ማሕበራዊ ሞያ ብቕልጡፍን ክጽምበሩ ዝሕግዝ መደብ እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናብ ሞያ ዓለም እትጽምበረሉ መጻኢ ሂወትካ ምምስራት፣
እንተደኣ
- ስራሕ ኣብ ምድላይ እንተለኹም
- ሓጺር ኮንትራ ዘለዎም እሞ ውሑድ ተወሳኺ ሚእታዊ ገንዘብ ዝረኽቡ መሃየኛታት
- ኣንተሪሜር እንተኾንኩም ማለት ብስራሕ ዝደልዩ ማሕበራት ወይ ቤት ጽሕፈታት ሓጺር ናይ ኮንትራት ሰዓታት እንተሓልይኩም፣
- ኣብ ምውሳድ ስልጠና እንተለሉም
- ኣብ ልምምድ ዘለኹም ሰልጠንቲ ወይ ተመሃሮ እንተለኹም።
እዛ ፕላትፎርም ሞቢሊቴ እትበሃል መደብ እምበኣር ነዞም ክዝርዘሩ ዝጸንሑ ናይ ነዊሕ ጊዜ ዝዓለመ መደባት ጥቕምታትን መኽሰባትን ተጠቀምቲ ክትኮኑ ትሕግዘኩምን ተሰንየኩምን ኢያ።
ርኸቡና ወይ ተወከሱናን ምሳና ተመያያጡን፣
መደባት እዛ ፕላትፎርም ሞቢሊቴ እትበሃል እምበኣር እቶም እንደልዮምን ዝሰማምዑናን መደባት ኣብ ምድላይን ከምንረኽቦም ኣብ ምግባርን ነቲ ንደልዮ ዘለና ንሓቶ ዘለና ሕቶ ትምህርቲ ድዩ ስልጠና ድዩ ወይስ ካልእ ዓይነት ጉዳይ ክኸውን ይኽእል ፍታሕ ከምንረክብ ኣብ ምግባር ዓቢ ኣበርክቶ ኣለዎ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብቁጽሪ ስልክና ደዊልኩም ወይ ድማ ብናይ መርበብ ሓበሬታ ናይ መልእኽቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ኢመይል ክትጽሕፉልናን ክትውከሱናን ትኽእሉ ኢኹም።
ብቁጽሪ ስልክና: 03-80-43-08-14
ናይ መርበብ ሓበሬታ ናይ መልእኽቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ኢመይልና ድማ : pm.arrondissementdijon@milobfc.fr
ንተወሳኺ ሓበሬታ
ኣብዚ ብምጥዋቕ ብዛዕባ እዛ ፕላትፎርም ሞቢሊቴ እትበሃል መደብ ዝያድ ሓበሬታት ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም። Cliquez ici!