ፈተና ፍቓድ ምምራሕ መኪና (permis de conduire) ንምሕላፍ
ምስ ፋስትት (FASTT) ምስ ዝበሃል መደብ፣
እንታይ ኢዩ?
ንግዝያዊ ስራሕ ዝግበር ስልዒትን ማሕበራዊ ሓገዝን ፋስትት (FASTT) ዝተባህለ መደብ፣
ነቶም ግዝያውያን ናይ ኣንተሪም (Intérim) ዝተባህለ ኣስራሒ ኣካል ወይ ትካል ዕዮ ሰራሕተኛታት ወይ ኣንተሪሜር (Intérimaires) ንዝኾንኩም ኩሉኹም፣ ፈቓድ ምምራሕ መኪና እትሕዙሉ መንገዲ ኣብ ምቅናዕን የሳሊ።
ንመን ኢዩ ፧
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብናይ ግልኹም ስልዒትን ወይ ባጀትን እትኸፍልዎን፣ ስልጠና ወይ ትምህርት ፍቓድ ምምራሕ መኪና ፐርሚ (permis) ውሰዱ ወይ ተመሃሩ።
ናይ እዚ መደብ እዚ ተጠቀምቲ ንምዃን ከተማል እዎም ዝግበኣኹም ቅጥዕታት
-ውሑድ ኣታዊ ፣ ኣብ ዝሓለፋ 12 ኣዋርሕ (414h) ናይ ስራሕ ሰዓታት ምስ ትካል ዕዮ ኣንተሪም (Intérim) ዝዓይነቱ ውዕል ዝሰራሕኩም ምስ እትኾኑ፣
ደለይቲ ስራሕን (salarié ETTI) ዝተባህለ ኣብ ሳላሳ መዓልትታት ማለት ሓደ ወርሒ እንተወሓደ ሓንቲ መዓልቲ ብኣንተሪም (Intérim) ስራሕ ተዋሂብዎ ዝሰርሐ ሰብ ክኸውን ኣለዎ።
ክፍለጥ ዘለዎ!፣
ሓደ ግዝያዊ ሰራሕተኛ ዝሰርሕ ወይ ዝሰርሐ ሰብ ፣ ኣብ 20% ናይ እቲ ጥቕለላ ድምር ክኸፍል ክሳተፍ ወይ ክኸፍል ዝምልከቶ ምዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ።
ኣብ ምንቅስቓስ ተዓወቱ
ርእስኹም ክኢልኩም ኣብ ዝተፈላለያ ባታታት፣ ሃገር ወይ ከተማ ብዘይ ናይ ገለ ሰብ ሓገዝ ክትንቀሳቐሱን ክትኣትዉን ክትወጹን ምኽኣል።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብቁጽሪ ስልኪና ብምድዋል ወይ ብናይ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ኢመይልና ርኸቡና፣
መልእኽቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ኢመይልና ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፣
- ቁጽሪ ስልክና : 03-80-43-08-14
- ኢመይልና : pm.arrondissementdijon@milobfc.fr
ግዝያውያን (Intérim) ዝተባህለ (Intérimaires) ዲኹም ናይ መጻ ኢ ውጡን መደባት ምስ ዝህልወኩም
እዚ ፋስትት (FASTT ) ዝተባህለ መደብ፣ ብምጥዋቕ Cliquez ici ! ዝያዳ ሓበሬታታት ክትውከሱ ከምትኽእሉ ንሕብር።