ኣብ ናይ ስራሕ ዘቑጽር ስልጠና ምስታፍ
ምስ ማሕበር ግረን Gren
ኣብ ናይ ስራሕ ዘቑጽር ስልጠና ምስታፍ
ምስ ማሕበር ግረን Gren
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 4 août 2022
እንታይ ኢዩ?
ማሕበር ገረነ Gren ን ቀቂ ኣንስትዮን ተባዕትዮን CDDI ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ስራሕ ኮንትራት ይቖጽር።እዚ ናይ2 ዓመታት ናይ ስራሕ ኮንትራት ፣ ተሓዳሳይ እውን እዩ። ንነዊሕ እውን ዝጽጸንሕን ፣ ብእኡ ኣቢሉ ቀዋሚ ናይ ምዃን ተኽእሎ ዘለዎ ናይ ስራሕ፣ ውዕል።
ንመን ኢዩ ፧
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 62 ዕድመ
ኣገዳሲ
ውዕል ወይ ኮንትራት CDDI
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 62 ዕድመ
ኣገዳሲ
ውዕል ወይ ኮንትራት CDDI
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ጉዕዞ ናይ ስራሕ ንምቅላል
እዚ ስራሕ እዚ ፣ ኣብ ስራሕ ዓለም ብቐጥታ ንምስታፍ ዘኽእል ኮይኑ፣ ዝተፈላለዩ መኽሰባት ንምዕዋት እውን የኽእል እዩ።
ስራሕ ዘቑጽር ናይ ስልጣና ኣጋጣሚ እዩ
ማሕበር ግረን Gren ኣብ ሰለስተ ናይ ህንጻ ስርሓት ስልጠና ይህብ
- ምክንኻን እቲ ብ ሓምላይ ዞባ ዝፍለጥ ቦታ ምክንኻን
- ምጽራብ እምኒ , ምሕዳስ ህንጻ
- ባህርያዊ ኣትክልቲ ምክንኻን (ደቀንስትዮ ክሳተፍኦ ዝተባባዕ ).
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምስ ተሓጋገዝቲ ኣካላት ቆጸራ ሓዙ
እንተደኣኣ ነዚ ዕድል እዚ ክትሳተፍዎ ደሊኹም፣ምስ ዝተፈላልዩ ተሳተፍቲ ኣካላት ተራኸቡ
- ፖለምፕልዋ P
- ሚስዮን ሎካል
- ኮንሰይ ደፓርትመንታል
i ምፍላጡ ኣገዳሲ ! እንተደኣ ንንውሕ ዝበለ እዋን ኣብ ሾማጅ፣ R.S.A.,እንተደኣ ስንኩላን ሰራሕተኛታት ኮይኖም ቀዳምነት ይህብ
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ