ደገፍ ናይ ምስናይ ምርካብ
ምስ ሚስዮን ሎካል ናይ ዲጆን Dijon

ደገፍ ናይ ምስናይ ምርካብ

ምስ 
ሚስዮን ሎካል ናይ ዲጆን Dijon

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ1 déc. 2022

እንታይ ኢዩ?

ሚስዮን ሎካል ሓደ ናይ ምምሕዳስ ማሕበር ኮይኑ፣ ን ኣብ ክሊ ዕድመ 16 ክሳብ 25 ዘ ለዉ ድማ መንእሰያት ድማ የድህብ። ነቶም መንእሰያት ኣብ ምድላይ ስራሕ ፣ ሞያዊ ስልተና፣ መጓዓዝያ፣ ምድላይ ገዛን፣ ኣገልግሎት ጥዕናን ፣ ዝምልከትን ነይ ምስናይ ተግባር ኣብ ዲጆንን ከባቢኣን ኣብ ኣስታት 19 ነቑጣታት ኣገልግሎት ይህብ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 25 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 25 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስናይን ሓበሬታ ምሃብን

ሚስዮን ሎካል ብ ክትነጥፍዎ ዘለኩምናይ መጻኢ ሞያኹም ኣተኲሩ ይሰርሕ። ስልጠና/ ወይ ስራሕ ኣብ ምርካብ ዝለኩም መደባት ኣብ ምትግባር ይሕግዝ።

ናይ ጁባ ገንዘብ ምርካብ

እቲ ብ ሚስን La mission locale ሎካል ዝፍለት ቤት ጽሕፈት ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ፣ኽገብር ከከም ኩናታትኩም ይምርኮስ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቆጸራ ሓዙ

ኣብ ኣከባኢኹም ዘሎ ቤት ጽሕፈት ናይ ሚስዮን ሎካል ንምኻድ።

ብ ቴለፎን 03 80 44 91 44 ብምድዋል ኣቐዲምኩም ሓበሬታ ርኸቡ።

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Mission locale de l'arrondissement de Dijon

Mission locale de l'arrondissement de Dijon