ናይ ምዝንጋዕ መደባት ንምውጻእ
ምስ ማሕበር Tournesol ቱኽነሶል

ናይ ምዝንጋዕ መደባት ንምውጻእ

ምስ 
ማሕበር Tournesol ቱኽነሶል

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ማሕበር Tournesolን ዓበይቲን ንኣሽቱን፣ ዝከውን መድደባት ኣዳልዩ ኣሎ እሞ፣ ምጹና ፣ ንላለ፣ ምስ ቤተሰባት ኣዕሩኽን ሰናይ ግዜ ኣሕልፉ

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ነበርቲ ኣብ Merignac

ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

33 - Gironde

ኣገዳሲ

ነበርቲ ኣብ Merignac

ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

33 - Gironde

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብዛዕባ ምዝንጋዕ ኣብ እትሓስብሉ

ብሳላ እዚ ን ኩሎም ነበርቲ ዘካትት ኣዘናጋዒን መሃሪን መደብ እዚ፣ን ኹሉ ዘካተት እተስተርሕይሉ እውን እዩ፣! ludothèque ዝበሃል ምዝንጋዕ ብፍላይ ንቖልዑ መራሪን ኣዘናጋዒን እዩ።

ናይ ሓባር ዎርክሾፓት ንምስታፍ

ናይ ዝተፈላለየ፣ ሳዕስዒትን መግቢን ፣ምጥሳም፣ከምኡ እውን ሰብ ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ ኣብ ምጥያስ ሓደስቲ ዝኮኑ ኣዕሩኽን እውን ክትረኽቡ ምጹና

ናይ ትምህርቲ ምሕጋዝ ን ቖልዑ ዝዓለመ መደባትና ክሰብሉ።

ብ ፍላይ ን ደቕኹም ዝኸውን ሓገዝቲ ሰባት እብ ጎድንኹም ደው ከም ዝብሉ ክንገብር ኢና

ኣብ ናይ ደገ ዝካየድ ናይ ምዝንጋዕ ንጥፈታት ክሰብሉ

ብሳላ እቲ ዓቢ 2000 m2, ዝኾነ ጃርዲን፣ et récoltez vos proን ምኩስኳስ ኣሕምልትን ፍረታትን ክትቕንጥቡ ትኽእሉ ኢኹም!

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ማሕበርና ብምምጻእ ቆጸራ ሓዙ

እንተደኣ ኣብ Merignacምስ ቤተሰብ ዝግበር ናይ ምዝንጋዕ መደብ ክትሳትፉ ደሊኹም ? ቆጸራኹም ኣብ Château
du Burck Rue du Maréchal Foch à Mérignac ይኹን

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Vous êtes responsable de cette structure ? Contactez-nous !