ኤለክትሮኒካዊ ንጥፈት ንምስታፍ
ምስ ምስ Emmaüs Connect Bordeaux
እንታይ ኢዩ?
እዛ ማሕበር ብርትዓዊ ዋጋ ብዛዕባ መስርሕ ናይ ኤለትርካዊ መምሃሪ ተቅርብ ፣ቴለፎና :ኮምፑተር: ታብሌት ወዘተ
ኤለክትሮካዊ ተክኖለጂ ሓደ ዕድል ዝያዳ ክእለታት ንምክፋት ዕድል ከም ዝህብ ናይ ምትእታው ስምምዕ ትገብር፤፣
ካብ 2013 ጀሚሩ ኤለክትሮኒካዊ ን ነገራት ኣብ ምምሃር ይነጥፍ፣ በዚ ምኽንያት ከኣ ንጽጉማት ስደተኛታት እቶም ቀንዲ ነዚ ዓውዲ ክምሃሩ ከም ዝግብኦም ብምግንዛብ ፣ ኣብ`ዚ ናይ`ዚ ኮርስ ተጠቅምቲ ንሙኻን ሓደ ዕድል ይከፍት፤፣
ንመን ኢዩ ፧
ከከም ዓቕምኹም እትገዝእዎ ነገር ምቕራብ
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ከከም ዓቕምኹም እትገዝእዎ ነገር ምቕራብ
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብቐሊሉ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ምዕዳግ
ናይ ዲጅታል መሳርሒ ከም ኮምፒተር ምዕቡል ተሌፎን : ታብሌት: ተሌፎን ብሕሱር ናይ ምግዛእ ተኽእሎ ንምርካብ::
ኣብ ናይ ዲጅታል ዓለም ኤለትሮካዊ ተሞክሮ ን ምጥራይ
ምስ ዝተፈላልዩ ዓይነት መሳርሒ ዲጅታል ኢድና ንጥቀመሎም ኣንፈት ንምሓዝን ካልእን ዓይነት ክንምሃር ምኽኣል።
ብርትዓዊ ዋጋ
ካብቲ መጀመርያ ዋጋ ናይ ምጉዳል ዋጋ ክሳብ 40% ክትገብር ትኽእል።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ደገፍ ናይ ኣሲስታንስ ሾሻም ምርካብ
ብውልቂን ብ ቤተሰብን ምስ CCAS ወይ እውን MDSI ምርኻብ ምስ እትደልዩ፣ ብ ሶሻልኩም ኣቢልኩም ቆጸራ ውሰዱ።
ሰራሕተኛታት ናይ ሶሻል ምስ Emmaüs ምስ ተራኸቡ ናይ ቆጸራ መረጋጋጺ ወረቐት ይህብኹም