ካብ ጽምዋ ን ብሕታውነትን ምግልጋል
ምስ ምስ Association Oxygène
ካብ ጽምዋ ን ብሕታውነትን ምግልጋል
ምስ ምስ Association Oxygène
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 8 sept. 2021
እንታይ ኢዩ?
ሓንቲ ማሕበር ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ኣብ ምውህሃድ ካብ ጽምዋ ንምግልጋል ትንጠፍ ፣ ኣብዚ ቃልሲ ኣብ ዝተፈላልዩ መዳይ ብተግባር ምስ ህዝቢ ንምጽንባር ርእሰ ተኣማምነት ንምፍጣር ብዙሕ ዕዮታት ኣብ ምስልሳል ክብሪ ትህብ ፤፣
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 80 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
14€ ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 80 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
14€ ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ነብሰ-ተኣማማንነት ንምጥራይ
ምስልጣን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲ
- ብዛዕባ ርእሰ ተኣማማንነት
- ኣብ ውልቃዊን ኣብ ናይ ሞያዊን ምዕባለ ምጥራይን
- ኣብ ንጥፈታት ንምብርታዕን ምሕያልን
ምስ ካልእ ሕብረተ-ሰብ ምርኻብ
እዚ ቦታ ናይ መራኻብን ሓሳብ መቀያየርን እዩ።
ቋንቋ ፈረንሳ ምእንቲ ክትመልኩ
ኣብዚ መደብ ብምስታፍ ቋንቋ ፈረንሳ ከተማዕብሉን ከተማመሓይሹን ትኽእሉ።.
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብሓደ ኣብ ትሕቲ ማሕብረዊ ናብራ ንምንጣፍ
ዕላማ ናይ`ዚ መደብ ኣብ መወዳእታ ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ዕንቅፋት ንዝኾኑ ንምቅላስ ፣ ከምኡ`ውን ኣብ ኣግልግሎትና ተጠቀምቲ ንሙኻን
ጸሓፍልና
ኢመይል oxygene.asso@wanadoo.
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ