ናይ ስራሕ ዕድልኩም ምጥጣሕ
ምስ ኣብ ረኣጂር RéAGIR
እንታይ ኢዩ?
ረጋሪር RéAGIR ሓደ ናይ ሓፈሻዊ ክትትል ውልቃዊ ሓገዝ ስደተኛታትን እዩ ።
እዚ መደብ ስደተኛታት ክሕገዙን በብመድቡ ዘሳሊ ሓገዝ እዩ።
• ምስቲ ሰብ ዝሰማምዕ ውልቃዊ ቆጸራ ምውሳድ
• ናይ ስራሕ ዝምልከት ገምገማ ምውሳድ
•ብቕዓት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምምዕባል ኣብ ስልጠና ናይ ( ቈንቈ ፈረንሳን፣ ሕሳብ ፣ዲጂታል፣ናይ ናይ ንባብ መደባት፣ ማሕበራዊን ሲቪካዊ ንሞያዊን ከምኡ እውን ትካላዊን) መደባት ንኽሳተፉ ምዕዳም
•ናይ ስራሕ ዓውደ መጽናዕቲ
• ከምኡ ውን ምስታፍ ኣብምድላይ ስራሕን ምስታፍ። ክዉንንምግባር እዩ ጻዕሩ ማሕበርና
ንመን ኢዩ ፧
ን 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ን 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓፈሻዊ ኣሳላይነይና ክሰብሉ
ነፍሲወከፍ ተሳታፋይ፣ብ ኣማከርትና ክስነይ እዩ። ምእንቲ ኣብ ደስ ዘዝብሎ መዳይ ንኽሳተፍ
እዚ መደብ እዚ ኣብ 7 ደፓርትመንት ይርከብ
ኣብ 7 ደፓርትመንታት ወይ ወረዳታት ናይ ኑቨል ኪቴን Nouvelle-Aquitaine: ሻኽነነት Charente, ሻረንተ ማሪቲመ Charente Maritime, ዶርጎኝ Dordogne, ጊሮነ Gironde, ለንደስ Landes, ሎት Lot ከምኡ ውን ጛሮነ Garonne, ፓይረነስ ኣንቲክ Pyrénées Atlantiques ይነጥፍ።
እቲ መደብ ብ ዞባውያን ትካላት እዩ ዝፍጸም
ንሕና ምስ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ኢና ተሓቢርና እንነጥፍ። (ንኣብነት ከም ኣኒ
ል ኣፕፋ l'AFPA, ለ ችላፕ CLAP ን ጀይክን GEIQ ...).
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ንምርካብና ኣይትጠራጠሩ
ርኸቡና ብ 05 56 01 31 70 ወይ ብ ኢመይልና contact@insup.org
ኣብ ናይ እንተርኔት ድሕረገጽና
ኣብ መርበብና ጠውቑ Cliquez ici!