ብዕምቆትን ቋንቋ ምጽንዕ
ምስ ኢንሱፕ Insup
እንታይ ኢዩ?
ብሳላ ተወሳኺ ኮርስ ትምህርቲ ቋንቋ ደረጃ A2 ምክትታል መትምህርቲ ንስደተኛታት ዝምልከት ፣ ኣብ ከተማ በግል፣ ሜሪናክ ን ሊቦርን ን የስልጥን።
ል L’INSUP ኢንሱፕ ሓደ ማሕበር መሰልጠኒ ኮይኑ፣ ዕላምኡኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ሞያ ንምስልጣን እዩ። ኣብ ትምህርቲ ባህሊ :ማሕበረዊ ናብራ: ከምኡ`ውን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞያዊ ቀጻሊ የስልጥን።
እቲ ቀንዲ ተግባር ድማ ፣ ምትእታው ኣብ ናይ ግላዊ ስራሕ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኮርስ ንዝሕተቱ ፣ ከምኡ`ውን ምስ ሰራሕተኛታት ሌል ምግባር ወይ ከም እንደገና ከም ብሓድሽ ኣብ ትካላት ምስልጣንን ይነጥፍ።
ንመን ኢዩ ፧
ግዜ ናይ ስልጣና እዋን 300 ሰዓት
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ግዜ ናይ ስልጣና እዋን 300 ሰዓት
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ቋንቋ ፈረን ምንባብን ምጽሓፍን ምምሃር
ገዛእ ርእስኻ ንምክኣል ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት
ኣብ መዓልታዊ ናብራ ገዛእ ርእስኻ ምክ ኣል ፣ ኣብ መንብሪ ገዛ ኣብ ትምህርቲ ፣ ናይ ጥዕና ትምህርቲ: ኣብ ናይ ባህሊ; ኣብ ስፖርት: ኣብ ንግዲ ....
ስራሕ ንምርካብ ፣
ዝርርብ ምግባር ፣ ምስ ጎሮባብቲ :ምስ ነጋዶ ሸቕጥቲ: ምስ ሓካይም ፣ ምስ ተሓጋገዝቲ ኣሲስታን ሶሲያል: ኣብ ቤት ትምህርቲ : ኣብ ፖል ኣምፕልዋ ናይ ስራሕ መድልይ ቦታ: ኣብ መጎዓዝያ …
- መንብሪ ገዛ ምርካብ .
- ትምህርቲ ንምውሳድ ወይ ንምቅጻል
ሓደ ኮርስ ዕሙቕ ዝብለ ኣብ ምምሃር ከሰብቲ ንምኻን
ኣስታት ሰዓታት 300h ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ብምውሳድ ገዛእ ርእስኻ ምክኣል
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ደርጃ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳይ ምክዕባት
ገምጋም ንምግባር በዚ ቴለፎን እዚ ምውካስ ይከኣል ( 05 57 77 77 20)
ርኸቡና
ንዝያዳ ተወሳኺ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ 05 56 01 31 70
ወይ ብ ኢመይል : contact@insup.org
ለኣኹ።