ኣብ ቤት መግቢ ወይ ረስቶራንት ናይ ሞያዊ\ት ኮርስ ስልጣነ ትምህርቲ ምውሳድ
ምስ ረፍጂ ፉድ ፌስቲቫል
ኣብ ቤት መግቢ ወይ ረስቶራንት ናይ ሞያዊ\ት ኮርስ ስልጣነ ትምህርቲ ምውሳድ
ምስ ረፍጂ ፉድ ፌስቲቫል
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 21 juil. 2022
እንታይ ኢዩ?
ረፍጂ ፉድ ፌስቲቫ ኣብ ረስቶራንት ወይ ቤት መግቢ ናይ ሞያዊ\ት ኮርስ ትምህርቲ የቅርብ፤፣
ዕላማ ናይ`ዚ መደብ እንታይ ኢዩ ?
ሳላ ኣስራርሓ መግቢ ናይ ክሽነ፣ ረፍጂ ተማህሮ ነዚ ዕድል ናይ ትምህርቲ ንመግብን ኣሰራርሕኡን ዝምልከት ብምሃር ናብ ረፍጂ ስዴተኛታት ዘሎ ኣረኣእያ ክቅየር ይኽእል ኢዩ ፤፣
ናይ ቅልጡፍ ምትእታው ሞያዊ\ት ኮርስ ትምህርቲ ኣሰራርሓ መግብ ኽሽነ ብሓባር ምስ ግላዊ ሕብረተ ሰብ ፣ ኣብ ሓደ ቦታ ብማዕረ ሰላም ዝሰፈኖ መኣዲ ምእካብ፤፣
ንመን ኢዩ ፧
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ግዜ
ካብ ወርሒ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ግዜ
ካብ ወርሒ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓደ ዋና ቤት መግቢ\ ወናኒ\ት ረስቶራንት ኣብ ናቱ\ታ ትካል ክቅበለኩም\ክን ኢዩ፤፣
ሳላ እዚ ኮርስ ስልጠና ትምህርቲ ፣ካብ ሰብ ሞያ ናይ ምክሻን ሞያዊ\ት ተምክሮ ከተጥርዩ\ያ ኢኹም\ኽን ፤፣
ናይ ሓገዝ ድጋፍ ተጠቅምቲ ሙኻን
ውልቃዊ\ት ሓገዝ ድጋፍ ብምርካብ ፣ ካብ ሰብ ሞያ ዳ ረስቶራንት ናይ ሞያዊ\ት ተምክሮ ተጠቀምቲ ንክትኮኑ\ና ሓደ ዕድል ኣለኩም\ክን ፤፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ወይ ኣብዚ ኮርስ ስልጠና ትምህርቲ ሓደ ኣባል ተሳታፊ\ት ንሙኻን በዚ ዝስዕብ ኣድረስ ኢመይል ጸሓፉሉና ፣ bordeaux@refugeefoodfestival.com
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ