ሓደ ስራሕ ወይ ኮርስ ስልጠና ትምህርቲ ምርካብ፣
ምስ ሱፍል፣
እንታይ ኢዩ?
ኣብዚ መደብ ናይ ሱፉል ፣ ናይ ሕብረተ ኤውሮጳ ሓደሽቲ መጻእቲ ስደተኛታት ዜጋታት ዘይኮኑ ኣብ ክልተ ዓውዲ ሓገዝ የበርክት፣ ሓፈሻዊ ኣብ ናይ ሞያዊን ኣብ ናይ ስነ- ኣእምራዊን ስነ-ልቦናን ሓገዝ የበርክት።
ኣክሲዮን ኣንተር ሜድያሶን ዝበሃል ናብ ሞያ ዓለም ንምምላስን ምውህ ሃድን ዝተሓጋገዝ ማሕበር ኮይኑ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ ስነ ሓሳብ ግብርን ቀጻሊ ምዕባለታት ኣብ ምምዕባል ዝነጥፍ ማሕበር ኣቐዲሞም ዝነበሩ ስነ ሓሳባዊን ተግባራውን መንገድታት ናብ ናይ ሞያ ዓለም ናይ ምውህ ሃድን ምትግባርን ፖለቲካውን፣ ህዝባውን፣ ከም ኡውን ኣብ ባህላውን ንጥፈታት ዝነጥፍን ዝሕግዝ እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ንኣስታት ሽዱሽተ 6 ኣዋርሕ ዝኣክል፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ንኣስታት ሽዱሽተ 6 ኣዋርሕ ዝኣክል፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
33 - Gironde
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናብ ምያዊ ዓለም ኣብ ምጽምባርን ናብ ባህልን ልምድን ሃገረ ፈረንሳ ኣብ ምውህሃድን ሓገዝ ምሕጋዝ፣
ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዘለካ ኣፍልጦ ምምዕባልን መጻኢ ሞያዊ መደባትኩም ማለት ፕሮጀትኹም ምህናጽን፣
ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዘለካ ኣፍልጦ ምምዕባልን መጻኢ ሞያዊ መደባትኩም ማለት ፕሮጀትኹም ምህናጽን፣
ኣብዚ ናይ ሓባር ዝኾነ ናይ ሞያ ስልጠና ኣብ እትሳተፉሉ እዋን ብዝተኻእለኩም መጠን ሕሉፍ ናይ ስራሕ ተመኩሮታትኩምን ልምድታትኩምን ምሕባርን ኣቐዲሙ ክጽሓፍ ከምዘለዎ ክትገብሩን ይግበ ኣኩምን እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምእንጋድ ብቆጸራ እዩ።
ብ ኣካል እትመጹሉ ኣድራሻና እዚ ዝስዕብ እዩ፣ 23 rue CALVIMONT 33100 BORDEAUX
ቁጽሪ ስልክና፣ 05.57.80.21.15
ኣብ ናይ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ መቐበልን መል ኣኽን ኣድራሻና ማለት ኢመይልና ድማ እዚ እዩ ጸሓፉልና፣ contact@aim-formation.fr
ንዝያዳ ተወሳኺ ሓበሬታ፣
ኣብዚ ናይ መርበብ ሓበሬታ ዝርዝር ሓበሬታ ዘለዎ ኣድራሻና ማለት ሊንክ ብምውካስ ዝያዳ መብርሂ ክትረኽቡ ከምትኽእሉ ንሕብረኩም፣ ici!