ኣብ ከተማ ሰርጂ ምዝንጋዕ፥
ምስ ናይ ተቐማጦ ከባቢ መአከቢ ማእከል ኣብ ቱሉዝ"touleuses"፥
እንታይ ኢዩ?
ናይ ቱሉዝ"touleuses" ናይ ተቐማጦ ከባቢ መአከቢ ማእከል፥ባህላውን፤ ስፖርታውን፤ ንጥፈታት ንምግባር፥ ምስ መላእ ናይ ቤተሰብኩም ኣባላትን፤ መሓዙትኩምን፥ ከምኡውን ብሓፈሻ ንኹሉ ትቐማጣይ ናይቲ ከባቢ ከአንግድ ዝተኸፈተ መተኣኻኸቢ ማእከል እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
95 - Val-d'Oise
ዞባ\ ዴባርትሞ
95 - Val-d'Oise
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ኣዝዮም ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ተጠቀምቲ ኹኑ፣
ናይ ቱሉዝ"touleuses" ናይ ተቐማጦ ከባቢ መአከቢ ማእከል፥ኣዝዮም ዝተፈላለዩ ኣዘናጋዕቲ ንጥፈታት፥ ተቐማጦ ከባቢ፥ንነፍስ ወከፍ ነባራይ፤ በብዕድመኦምን፤ በብድልየቶምን፤ ንኹሎም ዝሰማማዕ፤ ንጥፈታት ኣዳልዩልኩም ኣሎ።
ባህላዊ ንጥፈታት ተጠቐሙ፤
ናይ ተቐማጦ ከባቢ መአከቢ ማእከል፥ዝግበሩ ዝተፈላለዩ ኣደነቕቲን ኣዘናጋዕትን ዝኾኑ ምርኢታትን፤ትያትራዊ ትርኢታትን፥ ተዘናግዑ፣
መጺኹም ልምምዳት ግበሩ፣
ናይ ተቐማጦ ከባቢ መአከቢ ማእከል፥ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርቲ ንጥፍታት ኣዳልዩ ኣሎ፣ኣብ ወርሒ ሓንሳብ ኣብ ዝግበር ናይ ኖርዲክ"la marche nordique" ናይ እግሪ ጉዕዞ ተባሂሉ ዝፍለጥ ብእግርና ንጓዓዘሉ ጉዕዞ መጺኹም ተጸምበሩናን ምሳና ተጎዓዙን።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብቴሌፎን ደዊልኩም ኣዛርቡና፤ ብኣካል መጺኹም እውን ርኸቡና፤
ብኣካል መጺኹም እውን ርኸቡና፤
መጺኹም ክትእዩና ንእትደልዩ ኣድራሻና
እዚ ዝስዕብ እዩ፣
ቱሉዝ ናይ ተቐማጦ
ከባቢ መአከቢ ማእከል
20 ፕላስ ደ ቱሉዝ
95000 ሰርጂ
ቁጽሪ ቴልፎንና:- 01 34 33 47 20
MAISON DE QUARTIER DES TOULEUSES
20 PLACE DES TOULEUSES
95000 CERGY
01.34.33.47.20