ምስ Franchir les frontières de l'accès à l'emploi - ሓገዝ ናይ ስራሕ ድጋፍ ምርካብ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሓገዝ ናይ ስራሕ ድጋፍ ምርካብ

ምስ ምስ Franchir les frontières de l'accès à l'emploi

ኣዳላዊ ACINA , ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

ካብ 2017 ዓመት ACINA ሓደ ጥበብ ናይ ሓገዝ ድጋፍ ንሓድሽቲ ህዝቢ የቅርብ፣ ሓድሽቲ ሰባት ጸገም የጋጥሞም ኢዪ፣ ስደቴኛታ ቀጻሊ ስራሕ ንምርካብ ወይ ኮርስ ናይ ትምህርቲ ን ከምኡ`ውን መንበሪ ገዛ ንምርካብ ሽግር ስለ ዘጋጥም ናብ ዝኸፈአ ዓቢ ጸገም ይወድቁ

ACINA ኣሲና ካብ 2019 ዓመት ትምህረት ሓደ ፍሉይ የቅርብ « ስራሕ ምርካብ ዝተጸገሙ ሰባት »

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምክትታል ብምግባር ስራሕ ንምርካብ ወይ ስልጠና ኮርስ ንምርካብ ብናትካ\ኪ ኣማኻሪ\ት ዝተፈላለዩ ብብዝሒ ቆጸራ ክግብረልካ\ኪ ኢዩ ፤፣

ACINA ኣሲና ቃል መሕትት ብውልቃዊን ናይ ሓባር ንጥፈታት ተቅርብ፣ ንጥፈታት በዞም ዝስዕቡ ኣጋጣሚታት ብዝርዝር ይቀርቡ፤፣

•ንምምዕባል ናትካ\ኪ ናይ ሞያዊ\ት ኣፍልጦ

•ምስ ሓደሽቲ ሰባት ሌላ ምግባር

• ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓት ምምሕያሽ

•ኣብ ናይ ኮምፒተር ኢንፎርማቲክ ዝያዳ ኣፍልጦ ምድላብ

ድሕረ ባይታኹም ናይ ሞያ ምትሕሓዝ ንምህናጽ ACINA ኣሲና ንልዕሊ 40 ማሕበር መሻርክቲ ናይ ውልቅን ናይ ሲቭልን ሓገዝ ንምርካብ መስመር ናይ ሞያዊ ይፈጥር፤፣

ከመይ ንገብሮ?

07 82 65 83 98

01 43 25 75 35 ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ መደወሊ ቁጽሪ

ኣብዚ ሊንክ ጠውቕ\ቒ Cliquez ici!

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 71 Rue de Grenelle, 75007 Paris, France
  • 00 11 22 33 44
Chargement de la carte...

0 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

    Liens utiles