ኣብ ከተማ ሬን Rennes ምዝዋር
ምስ ላ ካርት ሶርቲር " la Carte Sortir"

ኣብ ከተማ ሬን Rennes ምዝዋር

ምስ 
ላ ካርት ሶርቲር " la Carte Sortir"

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ22 nov. 2021

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ከተማ ሬን ሜትሮ ፖል bመሻርክትን ዝቀረቡ ንጥፈታት ዝያዳ temekron ፣

ካብ ዕለት 1 ሓምለ 2019 ምውጻእ ዝጀመረ! ኣግልግሎት ኮሪጎ ካርት ተመዲቡ ኣሎ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ንጥፈታት ንምካያድ ሰዓት ምክባር

ናብ ፒስን መሕንበሲ ፣ ናብ ሲነማ ፣ ናብ ቤት መዝክር ፣ ናብ ናይ በረድ ቦታ ንምኻድ፤፣

ቀዋሚ ሓንቲ ንጥፈታት ምክያድ

ንኣብነት ስፖርት ንምዝውታር ፣ ስእሊ፣ ቅብኣ ፣ ሙዚቃ፣ ንምግባር፤፣

ኣብ ናይ ምውጻእ ዝተዳለው መደባት ምስታፍ

ኣብ ሓደ ናይ መዛንግዒ ጃርዲን ዝተዳለው መደብ ፣ ዑደት ምግባር ኣብ ሓደ ቦታ ፣ ወይ ሓደ ምርኢት ምፍጣር ፤፣

ሓደ መደብ ፕሮጀክት ናይ ምዝንጋዕ ብግሩፕ ምዳላው

ሓደ ድፍጋ ናይ ምወላ ምርካብ መታን ናትና ፕሮጀክት ብሓባር ናይ ግሩፕ ንጥፈታት ንምድላው

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ካብ ከባቢኹም ዘሎ ን ኡስ ዞባ መሕበረስብ CCAS ሰ ሲ ኣ ኤስ

ኣብ`ዚ ንጥፈታት ንምስታፍ ንመጀምርያ ግዜ ወይ ንምሕዳስ ዘድልዩና ዶክምንቲ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ዝርዝዝር ንምልከት፣

•ሰርቪስ ካርቲ ኮሪጎ ( ግን ካርት ካሪጎ ኦንሲያን ጀነራሲዮን ናይ ቀደም ወለዶ ኣለኩም እንተ ኮይኑ

ታሴራ

ናይ ካፍን መንበሪ ገዛን ምስክር ወረቐት

•ናይ መጨረሽታ ኣንፖ ግብሪ ኣታዊትታና ፣ ወይ ተወሳኺ ግብሪ ዴክላረ ከም ዝገበርና ፣

ካብ ፖል ኣምፕልዋ ክፍሊት ናይ ዝሓለፈ ሰልስተ ወርሒ ወይ ከም ዝተነጽግና ምስክር ወረቐት

ብክፍሊት ኣታዊ ሰርሕተኛታት እንተኾንኩም

  • CDDሰዲዲ ኣንተሪም ንግዝያዊ\ት ወይ ብ CDI ሰደ ኢ ሓበሬታ እን ዝሓለፈ ሰልስተ ወርሒ
  • CDI ሰዲ ኢ ኣስራሒ ካብ ስራሕ ዝጀመርካ ሰዓት ዘሎ ግዜ ፣ ካብ 1 ጥሪ ናይ ዝሓለፈ 12 ኣዋርሕ ክፍሊት ናይ ሕዳርን ታሕሳስን ክፍሊት ፍሽ ድ ፐየ ከነቅርብ ኣለና ፣ኵነታት ናይ ኣስራሕቲ ይፍላለ ኢዩ።

ስራሕ ምስ ዘይህልወኩም

ብርግጽ ምስ ኵነታት ዝዛመድ እንተ ዘይመልእኩም ናብ ማሕበር l'APRAS ብምልኣኽ ገምጋም ክሓትቱ ትኽእሉ።

ወይ እውን ከም ዝሓተትኩም መርጋግጺ ምስክር ወረቐት ምቕራብ የድሊ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Vous êtes responsable de cette structure ? Contactez-nous !