ኣብ ናይ ባህሊ ንጥፈታት ምስታፍ
ምስ ዲዳ ድ`ኢሲ ኡ ድ ኣዮር ፣ DIDA - D'Ici ወይ ካብ ካልእ ማሕበራዊ ንጥፈታት ምስታፍ
እንታይ ኢዩ?
ሓደ ዓንዲ ዘራኽብ ኣብ መንጎ ስዴተኛታት ደቂ ዓዲ ተቀማጦ ከተማ ሬን ፣ ኣሲሶሽን ማሕበር ዲዳ ንጥፈታት ናይ ባህሊን ስነ-ጥበብን ከም ኡውን ስፖርት ንስዴተኛታት ተዳሉ፤፣
ኣብ ርእሲ እዚ ኣብ መዓልታዊ\ት ናብራ ድጋፍ ትገብር፤፣
ንመን ኢዩ ፧
ብዘይ ገደብ
ዞባ\ ዴባርትሞ
35 - Ille-et-Vilaine
ብዘይ ገደብ
ዞባ\ ዴባርትሞ
35 - Ille-et-Vilaine
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ኣብ ናይ ፈረንሳይ ንጥፈታት ምስታፍ
4 ዝካያዱ ንጥፈታት ፈረንሳይ ኣብ ሰሙን 4 ኣርባዕተ ግዜ ፣ ዝተፈላለዩ ደረጃ( ንጀመርቲ ደረጃ A1).
ኣብ ንጥፈታት ናይ ቴ ታይም ናይ (ሻሂ ግዜ ምስታፍ )
ኣብ ሰሙን ሰልተ ግዜ, ምውቅ ደስ ዝብል ዕላል ካፈ ሒዝካ ንምክፋል ፣ ኵሉ ግዜ ሶሉስን ረቡዕን ዓርብን ካብ ሰዓት 16h30 ክሳብ 18h ኣብ ናትና ቦታ Blosne ብሎሰን፤፣
ኣብ ናይ ባህሊ ንጥፈታት ንምስታፍ
ምብጻሕ ኣብ ንጥፈታት ናይ ሙዚቃን ምስኣልን ፣ ስፖርት ምስ ግሩፕ ዲዳ፤፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምስ ማሕበር ኣሲሶሽን ርክብ ይገብር
ብፌስ ቡክ ንምርኻብ ኣብዚ ሊንክ ጠወቕ\ቒ : Cliquez ici!
ቁጽሪ ተሌፎን : 06 18 89 82 05
ብ ኢመይል በዚ ዝስዕብ ኣድረስ dicioudailleurs.rennes@gmail.com
ኣድራሻ: 1 place de Monténégro (à proximité du Métro Blosne) 35200 RENNES