ናይ ሕክምና ቼክ ግበሩ
ምስ ኣብ ኢንስትቱ ፓስቱድ ናይ ሊል l'Institut Pasteur de Lille
ናይ ሕክምና ቼክ ግበሩ
ምስ ኣብ ኢንስትቱ ፓስቱድ ናይ ሊል l'Institut Pasteur de Lille
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 2 sept. 2021
እንታይ ኢዩ?
ን ኣብ ሊል ዝርከቡ ስደተኛታት ፣ብቁዕ ዝኾነ ኣገልግሎት ንምርካብ ፣ ዝዓለም ናይ ሕክምናዊ ቼክ ወይ ምርመራ ምግባር፣ ምስ droit commun ብምትሕብባር ዝውሰድ ሕክምናዊ ኣጋልግሎት እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ኣገዳሲ
ኣብ CSS ናይ ምሕካም መሰል ንዘለዎ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 82 ዕድመ
ግዜ
ን1 መዓልቲ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
59 - Nord
ኣገዳሲ
ኣብ CSS ናይ ምሕካም መሰል ንዘለዎ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 82 ዕድመ
ግዜ
ን1 መዓልቲ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
59 - Nord
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ሕክምና ኣገልግሎት
እዚ ናይ ሓፈሻዊ ቼክ ኣፕ እዚ ፣ ብ ዝተፈላለዩ ትካላ ናይ ሕክምና ማለት፣ (ናይ ግሊ ሓኻይም , ኮነ ስፔሳሊስት , CHRU,ወዘተ .). ክወሃብ ይከኣል። ከም ኡ እውን ናይ ዝተወሰነ ናይ ሕክምና ክትትል ዘእቱ ማዕጾ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ወይ እውን (ክታበታት ፣ ፍወሳ ተላገብቲ ሕማማት ወዘተ , .) ዝግባእ ኣገልግሎታት ናይ ምርካብ ዕድል ዝከፍት ክኸው ይኽእል እዩ።
ነጻ ነይ ሕክምና ቼክ ኣፕ
እዚ ናይ Pasteur ን Lille ናይ ሕክምና ቼክ ምግባር ብነጻ እዩ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ገለ ናይ ቤት ጽሕፈት መስርሓት ንምሕላፍ
- ኣብ ኢተርኔት ሳይት ናይ CPAM ብቐጥታ ኣብ l'IP ምክያድ
- ወይ እውን ቆጸራ ኣብ RDV እዋን ቀትሪ ብ : 03 20 87 78 00 ደውሉ
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ